ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ኣምለኽቲ ህግደፍ፡ ፖለቲካዊ ነብሰቕትለት።

ሰብኣዊ ፍጡር ኣካል ኣምሳል ማሕበራዊ እንስሳ’ዩ ይብል ምሁራት ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት። ይኹን ግን ይብሉ እዞም ምሁራት፡ ሰብኣዊ ፍጡር ካብ ካልኦት እንስሳታት ዝፈልዮ ረቛሒታት ኣለዎ።