አጋዳሲ መጸዋዓታ ንኹሉ ህዝባዊ፥ ማሕበርዊ፥ ሰብአውን ውዳበታት ኤርትራ ኣብ ጀርመን

ክቡራትን ኩቡራንን ኤርትራውያን ፈተውቲ ህዝብናን ነበርቲ ጀርመን፡አብዚ እዋን'ዚ ዓለምና ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ብ(COVID-19) ኮቪድ-19 ዝፍለጥ ትሕመስን ትሕቆንን አላ።