“መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ንጽገም ኣሎና።” ነበርቲ ከተማ ኣስመራ

“መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ንጽገም ኣሎና።” ነበርቲ ከተማ ኣስመራኣብ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ድሕሪ ዝወጀ ኣዋጅ ምዕጻው ኣብ ኣባይቲ፣ ህዝቢ መሰረታዊ ነገራት ንምርካብ ይጽገም ከምዘሎ ክቃላሕ ጸኒሑ’ዩ።