ባዕላዊ ውድቀትካ ክትሓብእ ንካልእ ምጽላም ድርብ ስዕረት’ዩ።

ኣብ ሃገራት ዘጋጥም ውድቀት መሰረቱ ብክልተ ምኽንያት’ዩ ክኸውን ዝኽእል። ሓደ ጸረ-ህዝቢ ፖለቲካዊ ተፈጥሮ ዝወለዶ ግጉይ ዘቤታዊ ፖሊስን ኣሰራርሓን ።