ብምኽንያት መበል 29 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ዝወጸ፡

24 ግንቦት ዓመት-ዓመት እነብዕላ ናይ ናጽነት መዓልቲ እያ፡፡ እዚ ዝኽሪ ናጽነታዊ መዓልቲ’ዚ ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ናጽነቶምን ሓርነቶምን ክብሉ ንከባቢ ሓደ ክፍለ-ዘመን ዝኣክል ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝገበርዎ ተጋድሎን ዝኸፈልዎ ሰፍ ዘይብል ምስዋእትን ብ1991...