ርሑስ ዒድ ኣልፈጥርን መዓልቲ ናጽነትን ይግበረልና

 ብምኽንያት ብሩኽ ዒድ ኣልፍጥርን ዝኽሪ መበል 29 ዓመት ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ሓራ ዝወጸኣቱልን፣ ንህዝብና ርሑስ ብዓላት ክኾነልና ምንዮትና ንገልጽ።