ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ

ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉኣብ ኤርትራ፣ ስግረዶብ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩ ዜጋታት ብዝሖም ካብ ኣሽሓት እንተዘይዛይዱ ኣይውሕድን’ዩ።