ዓለም ዝረሰዓትና ኣብ ነበልባል እሳት ኣብ ገሃነብ እንነብር ሰባት ኢና' ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ

ስደተኛታትኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ሊብያ ክልተ ተጋሩን ሓደ ኤርትራውን ምማቶም ምንጭታትና ካብ ሊብያ ሓቢሮም። እዚ ሞት እዚ ግና ናይ መጀመርታ ኣይኮነን።