ሽሕ ይሙቱ ክንዲ ሽሕ ኣይሙት

ጅግንነት ደቂ ኤረይ ኣለዎ ሐለፋ ክነዘንቱ ዶ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ንዓና ንተዛረብቲ ጥራይ ገዲፋ ጅግንነትኩም ንዓኹም ደጊፋምሳኹም ተነጽፋ ድያ ተሪፋ