ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ሃለኽትን ጥሜትን የጋጥም ምህላው ተፈሊጡ

ኤርትራኣብ ኤርትራ፡ ብሰንኪ ዕጽዋ ለበዳ ኮሮናቫይረስ፡ መሰረታዊ ቀረብ ሃለኽቲ ተሳኢኑ፡ እቲ ዝርካቡ ንብረት ክብሪ ስለዝወሰኸ ጥሜት የንጸላሉ ምህላው ምንጭታትና ሓቢሮም።