ካብ ውድብ ህዝቢ ይዓቢ ሓቂ፡ ህዝባዊ ወጽዓ ብዘይ ፖለቲካዊ ውድብ ከምዘይፍታሕ ምርዳእ ድማ ካልእ ሓቂ’ዩ፤

 ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ከም ህዝቢ ኣተሃላልዋና ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣለና ዝብል ቃል ብልክዕ ኣይገልጾን፤ ኣብ ሕማቕ ኣለና ዝብል ቃል ይንእሶ’ዩ።