ሓደ መስከረም ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ኤርትራ/ሆደ

 መበል 59 ዓመት ባሕቲ መስከረም እንቋዕ ኣብጽሓና። ባሕቲ መስከረም ነባሪ ንምጸብራቅ ልዑል ዘይተምበርካኺ ባህርያት ኤርትራውያን እያ።