ሕብረት ኣውሮጳ፡ 'ንኤርትራ ክህቦ ዝሓሰበ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዩሮ ስሒብዎ'

ኣብ ማእቶታዊ ስርሓት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎትኣብ ሆላንድ ዝመደበሩ ትካል ሰባዊ መሰላት ንኤርትራውያን፡ ነቲ ኣንጻር ሕብረት ኣውሮጳ ከፊትዎ ዝጸንሐ ሕጋዊ ክሲ ከምዝሰሓቦ ኣፍሊጡ።