ሓድሽ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣኼባ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከለንን ከባቢኣን

 ንጽባሕ 27 መስከረም 2020 ኣብ ከተማ ከለን ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ ናይ ህዝቢ ኣኼባ፡ ብምኽንያት ብዓል መስቀል ናብ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2020 ከምዝተሰጋገረ ምስናይ ይቅሬታ ንሕብር።