ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ንናጽነት እቲ ዞባ ጸዊዖም

ምስ ኤርትራ ኣብ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ንናጽነት እቲ ዞባ ጸዊዖምኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲ ብሄረ ቤጃ፣ ኣብ ከተማ ሲንካት ኣብ ዝገበርዎ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዋዕላ፣ ንምንጻል ምብራቕ ሱዳን ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።