ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ

ሱዳናዊ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ተመዚዙ ኮሚሽንሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንሱዳናዊ ክኢላ ሕጊ፣ ፕሮፌሰር መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር፣ ፍሉይ ልኡኽን ጸብጻብን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክኽውን መዚዝዎ።