ኤርትራ ንስዊድናዊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክትፈትሖ ተሓቲታ

ስዊድናዊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ሎሚ ሓሙስ፡ ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ኒካራግዋን ስዑዲ ዓረብን ብዘሎ ጃምላዊ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ሰለስተ እማመታት ኣሕሊፉ።