መግለጺ ሓዘን ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከለንን ከባቢኣን ብምኽንያት ዜና ዕረፍቲ ተቃላሳቲ ሩማና ዓብዱ!!

ብዕለት 08 ጥቅምቲ 2020 ርፋድ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ዘሕዘነ፡ ብፍላይ ድማ ንስድራቤታን ናይ ቀራባ ፈለጥታን መቃልስታን ኣብ ዓቢ ስንባደ ዝሸመመ ዜና ዕርፍቲ ሓርበኛ ተቅላሲት ሩማና ዓበዱ ተቓሊሑ።