ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።