Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

መግለጺ ስቶክሆልም

 

ሰፊሕ በዓል ኤርትራ - ካስል ካብ ሓምለ 20-22, 2018 ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ተኻይዱ። ኣብዚ ፈስቲቫል‘ዚ ብርክት ዝበሉ ወከልቲ ፖለቲካውን በርጌሳውን ውድባትን ማሕበራትን: ኤርትራውያንን ጎረባብትን:   ሙሁራትን ተመራመርትን ከምኡ’ውን ካብ ሽውደንን ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳን ዝመጹ ሃገራውያንን ኣባላት ተቓውሞን ብክብ ዝበለ ደረጃ ተሳቲፎም።