Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ዕድመ ንዂሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ስቱትጋርትን ከባቢኣን

Image result for stuttgart germany

ኣብ መበቆል ትውልዲ ሃገርና ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ሠላምን ራህዋን መንፈሰ  ዘለዎ ዘመን ንኽመጽእ ይቀላቐል  ስለዘሎ ርሑስና ይግበሮ ! ግዱሳት ኣባላት ደለይቲ ፍትሒ  ኤርትራውያን  ስቱትጋርትን ከባቢኣን  ንመበል 57 ዓመት ዝኽሪ ሓደ መስከረም   ብኽብርን ብድምቀትን ኣገባብ ከብዕል  ምዃኑ  የፍልጥ።