Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ዶባት ተኸፊቲ ማለት ዘቤታዊ ፖለቲካዊ ጸገም ኤርትራ ተፈቲሑ ማለት ኣይኮነን

 ኣብ ሓምሻይ ክፋል፡ ስለዚ ኣብ ደምበ ፈታዊ ዘለው ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኤርትራ ኣብ ከምዚ ዝበለ ሓደ ነቲ ካልእ ዘዕንቅፈሉ፡ ኣብ ሕምትኽትኽ ዝበለ ባሕሪ ፖለቲካዊ ድሕረት ተሸኺሎም’ዮም፡ ብተግባር ዘይስነ ንመሰረታዊ ናይ ስርዓት ለውጢ ንቃለስ ኣለና ዝብሉ። ድሕነት ህዝብን ሃገርን ቅድሚ ኩሉ ኢሎም ዝጭርሑ። ገዛእ ርእስኻ ካብ ፖለቲካዊ ድሕረት ከይነጻህካ፡ መንገዲ ሓቀኛ ህዝባዊ ፖለቲካዊ ለውጢ ከይሓዝካን ባህሊ ሓባራዊ ስራሕን ምክብባርን ከይወነንካን ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ምዃድ ከምዘይከኣል ከኣ ኣተሃላልዋኦም ህያው መረጋገጺ’ዩ ምስ በለና ኢ