ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣኼባ ንተቐማጦ ህዝብና በይ ኤርያ ካሊፈርነያ ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ (ENCDC)

ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ኩብራት ህዝቢ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ዲክታይተር ስርዓት ህግደፍ ተቖርና ካብ መድረኽ ናብ መድረኽ ነናብ ዝኸፍኤ ኣታሕህዛ ብስንኪ ዘይ ፍትሓዊ ምሕደራን ኣታሓሕዛ መንእሰያትና ዝፈትውዋ ሃገሮም ብሰንኪ ህግደፍ እሾኽ ስለ ዝኽነቶም ጠንጢኖማ  ናብ ስደት ብ ኣማኢታት ኣሻሓት ኩጓዓዙ ጸኒሖምን ይጓዓዙን ኣለው  ስርዓት ህግደፍ  ኣቐዲሙ ብመደብ ንሃገርና ኤርትራ መንህሰይ ክትጽንቅቕ ኣበርቲዑ ክሰርሕ ጸኒሑ ኢዩ።