ዕዉት ናይ ድራር ምስዮት ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት

ብዕለት 15 ታሕሳስ 2018 ኣብ ፍራንክፎርትን ከባቢኡን ዝቕመጣ ግዱሳት ኣዴታትን ኣሓትን ኣባላት ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ጨንፈር ጀርመንን ዘዳለዉዎ፡ ነቶም ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንራህዋን ሓርነትን ኣካላቶም ዘበጀዉን ንነዊሕ ዓመታት ኣብ መደበር ውጉኣት ሓርነት ከሰላ ሃገረ ሱዳን ዝነብሩ ኣባላት ውጉኣት ሓርነትን ኣካለ ጽጉማ ኤርትራውያንን ንምሕጋዝ ኣብ ኣዳራሽ SAALBAU GALLUS Frankenallee 111፡ 60326 Frankfurt ዕዉት