መበል 9 ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት

ሓርበኛ  ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ከም’ዛ ሎሚ መዓልቲ፣ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2009 ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። እነሆ ኸኣ፣ ካብ ዝስዋእ ድሮ 9 ዓመታት ኣሕሊፉ።