ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት 2019ን ይግበረልና !!

ብኣጋጣሚ በዓላት ልደተ ክርስቶስን፣ ሓድሽ ዓመት 2019ን ፣ ንኹላትኩም ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ትቃለሱ ዘለኹም ኤርትውያን ሓርበኛታትን ስድራቤትኩምን፣ ከምኡ‘ውን ንመላእ ህዝብናን፣  ምስ ኩሎም ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ናብ`ዚ ክቡር በዓል‘ዚ ኣብጻሓና ብምባል፣ ርሑስ በዓላት ክገብሮን፣ ኣብ ሃገርና ድማ ዘመነ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ክሰፍንን፣ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ልባዊ ምንዮቱ የመሓላልፍ። 

ዓመተ ራህዋን ሰላምን ስኒትን ይግበረልና  !!

ቤትጽሕፈትዜናንባህልን

ግንባርሃገራዊድሕነትኤርትራ!!

24/12/2019