ብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራት ይንህር

eri borderብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራትን ናይ ህንጻ መሳርሒ ኣቑሑን ይንህር ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ናህሪ ዋጋታት ካብ ፍርቂ ክሳብ ዕጽፊ ዝበጽሕ ምዃኑ ዝሓበሩ ምንጭታትና፣ ምምሕዳር ከተማ ኣስመራ ነዚ ንምቁጽጻር ሕግታት የውጽእ ከምዘሎ ገሊጾም።