ዝሓቶ ሰብ ዘይብሉ ናይ ኤርትራ ዕሉል ገበነኛ።

እቲ ብ1965 ብመንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ናይ ኣመሪካ ጸጥታዊ ስለላ (CIA)ን: ነቲ ክካየድ ዝጸንሔ ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍሻል ዝተላእከ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ ዝተባህለ ዕሱብ ሰብ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ፡ ተቓላሲ ተመሲሉ ካብ ዝተሓወሰላ ዕለት ጀሚሩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብገርሁ ከሎ፡ ክምክቱኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ ንዝጠርጠሮም ብሉጻት ተጋደልቲ፡ ብኣብርሃም ተወልደ ጀሚሩ፡ ብርቱዕ ቅንጸላን፡ ኣዝዩ ሃሳዪ፡ ሃገራዊ ዕንወትን፡ ብስቱር ምስጢራት፡