ዕድመ ንኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ - ጀርመን

ብዛዕባ ምስንዳእ መስርሕ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን፣ ግደ ኩሎም ኣካላት ሃገራዊ ባይቶን (ፖለቲካዊ ሓይልታትን፣ በርጌሳዊ ማሕበራትን፣ ማሕበረ-ኮማትን፣ ነጻ ሃገራውያን ባእታታን)፣ ኣመልኪትና ንምልዛብን ብሓባራዊ ርእይቶ ንምውጻእን ንቀዳም ዕለት 12/01/2019 ምምሕዳር ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ምህላዉ ብምሕባር፣ ኩላትኩም ኣብ ጀርመን እትነብሩ ሃገራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን፣ ኣብዚ