ፍሉይ ምስጋና

እዞም ግዱሳት ሰብ ሕልናን፡ ገበርቲ ሰናይን ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሉዛን ሃገረ ስዊዘርላንድ፡ ሎሚውን ከምቀደሞም ንጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራ መደበር ከሰላ ሃገረ ሱዳን ዘወፍይዎ ዘለዉ ብርኩትን ተደጋጋምን ኣስተዋጽኦም ሎሚ ዓመት እውን፥ ዝተጸገሙ ኣሕዋቶም ንምሕጋዝን ኣብ ሕማቕ ከይወድቁን ብዘለዎም ሓልዮት ግዲኦም ብምብርካቶም፣ በዚ ኣጋጣሚ ብ�