JA
Fashion Editor
Donec quam felis ultricies nec, pellentesque eu pretium quis sem. Nulla consequat massa quis enim

Latest releases

ኣብ መንጎ እስራኤል ኢራንን ዝተወልዐ ግጭት ንሻድሻይ መዓልቱ ቀጺሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ኣብ መላእ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ስግኣትን ሰንፈላልን ከም ዘለዉ ቢቢሲ ዘዘራረቦም ነበርቲ ናይታ ሃገር ገሊጾም። እቲ ካብ ኢራን ዝትኰስ ዘሎ ሚሳይላት መብዛሕትኡ ኣብ ሰማይ እንከሎ ይብርዕን እኳ እንተሃለወ...
ኤርትራ ኩሎም ናይ ሕልና እሱራት ክፈትሕን ፖለቲካዊን ሲቪካውን መሰላት ዜጋታታ ከተኽበርን ሕቡራት ሃገራት፡ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ዝርከብዎም ወገናት ጸዊዖም። ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ትማሊ ሰኑይ 16 ሰነ ኣብ ጀነቫ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኩነታት ኤርትራ ከምዘይተመሓየሸ ኣ...

ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕርታት ከም ዝፈሸለ ገሊጹ። ፊልድማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ንኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኤርትራ ንሃገሩ ኣፍደገ ባሕራ ክትከፍተላ ድልውቲ ከም ዘይኰነት'ውን ኣሚቱ። ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ከም ዘድልያን ኣብ ቀይሕ ባሕሪን...
Load more...