ሕቡራት ሃገራት ንሓቀኛ ስፍሓት ኣፍሪቃ ዘንጸባርቕ ሓድሽ ካርታ ዓለም ዝሃቦ ውሳነ
ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ንዘመናት ክንጥቀመሉ ዝጸናሕናን ንኣፍሪቃ ካብቲ ዘለዋ ቅኑዕ ዓቐን ኣንኢሱ ዘርእን ካርታ ዓለም፡ ብሓድሽ ሓቀኛን ስፍሓት እታ ኣህጉር ብዝግባእ ዝገልጽ ካርታ ንምትካእ ድምጺ ሂቡ። እቲ ብቶጎ ዝቐረበን ብዅለን ኣባላት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተደገፈን "ነቲ ካርታ ኣዐርዮ" ዝብል እማመ፡ ብድምጺ 164...
Latest releases
ግብፂ፡ 'ብሓይሊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ካብ ዝግበር ፈተነ ምቝጣብ' ከም ዘድሊ ገሊፃ
ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብፂ በድር ዓብደልዓጢ፡ "ካብ ዓለምለኸ ሕጊ ወፃኢ ብሓይሊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ" ዝግበሩ ፃዕርታት ደው ክብሉ ከም ዘለዎም፡ ንኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ዓረብን ኣፍሪቃን ተዛሪቡ። እቲ ምኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ "ናይ ዝርከባ ሃገራት ሓድነት፡ ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን" ክኽበር ከም ዘለዎ ገሊፁ። በድር ዓብደልዓጢ ብሰንበት ምስ ሚስተር መስዓድ ቡሎስ ከም ዝተዘራረበ፡ ምኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣፍሊጡ። ምስቲ ኣማኻሪ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዝምልከት ዝተገበረ ዝርርብ፡...
Eritrean man found dead in Kent prison after expressing fears of deportation
An Eritrean man who had a 'number of risk factors for suicide and self-harm' was found dead at a Kent Prison. Filmon Brhane hung himself in his cell at HMP Maidstone on June 12, 2023, a new report has...
ሕቡራት ሃገራት ንሓቀኛ ስፍሓት ኣፍሪቃ ዘንጸባርቕ ሓድሽ ካርታ ዓለም ዝሃቦ ውሳነ
ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ንዘመናት ክንጥቀመሉ ዝጸናሕናን ንኣፍሪቃ ካብቲ ዘለዋ ቅኑዕ ዓቐን ኣንኢሱ ዘርእን ካርታ ዓለም፡ ብሓድሽ ሓቀኛን ስፍሓት እታ ኣህጉር ብዝግባእ ዝገልጽ ካርታ ንምትካእ ድምጺ ሂቡ። እቲ ብቶጎ ዝቐረበን ብዅለን ኣባላት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተደገፈን "ነቲ ካርታ ኣዐርዮ" ዝብል እማመ፡ ብድምጺ 164 ሃገራት ጸዲቑ። ነቲ እማመ ካብ ዝደገፋ ሃገራት ከም...
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ መወዳእታኡ ብሓቀኛ ብቕዓቱ ተመሊሱ ድዩ?
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ - እቲ 125 ሚልዮን ፓውንድ ዝወጸሉ ዝኸበረ ኣጥቃዓይ፡ ንኢፕስዊች ታውን ስዕረት ኣስኪሙ ኣብ መወዳእታኡ ኣብ ሊቨርፑል ስሙ ኣንጊሱ። ኮዲ ጋክፖ ብወገኑ ብዘርኣዮ ሰሓቢ ብቕዓት፡ ካብታ ክለብ ብዘይምውጽኡ ከም እተምስግን ገይሩዋ ኣምስዩ። እቲ ኣብ ሰፎክ ዝተኻየደ ሰሓቢ ናይ ዓርቢ ጸወታ ቀንዲ ጭቡጥ ዛንታ፡ ሊቨርፑል 2 ብ 0 ምዕዋታ እዩ ነይሩ። እዚ ድማ ብሳላ እተን ኣሌክሳንደር ኣብ ቀዳሞት ትሽዓተ ደቓይቕ ዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ዝመጸ ኰይኑ፡ ንሊቨርፑል ኣብዚ ዓመተ-ስፖርት ቀዳማይ ዓወት ፕሪምየር ሊግ...
























