Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኩለን ሃገራት ንልኡላውነት ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ወኪል ኣመሪካ ተማሕጺና
ትግርኛ

ኩለን ሃገራት ንልኡላውነት ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ወኪል ኣመሪካ ተማሕጺና

ኩለን ሃገራት ንልኡላውነትን ዶባትን ኤርትራ ከኽብራ ሓዳስ ፈጻሚት ጉዳያት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ተማሕጺና። ክሪስቲን ኢ መየር ኣብ ማሕበራዊ ገጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘውጽኣቶ ጽሑፍ'ያ ነቲ መግለጺ ሂባ። ሃገራ ንልኡላውነት ኤርትራ ከምእተኽብሮ'ውን እታ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናብ ኣስመራ ዝተመደበት ኣመሪካዊት ዲፕሎማሰኛ ኣነጺራ። ንዕረፍቲ ናብ ሃገራ በጺሓ...

  • Sep 03
ተወዳዳሪት ወይዘሪት ዓለም ኤርትራ ብኸመይ ልዕሊ 6 ሚልዮን ድምጺ ሓሊፋ
ትግርኛ

ተወዳዳሪት ወይዘሪት ዓለም ኤርትራ ብኸመይ ልዕሊ 6 ሚልዮን ድምጺ ሓሊፋ

ኣብ ሚስ ዎርልድ 2026 ንኤርትራ ወኪላ እትወዳደር ዘላ ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን ኣብቲ ውድድር ሽዱሽተ ሚልዮን ድምጺ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ዓለምን ኣፍሪቃን ዝለዓለ ድምጺ ኣመዝጊባ ብዝለዓለ ብቕዓት ትመርሕ ኣላ። እዚ ዓወት እዚ ግን ብልክዕ እንታይ ማለት እዩ፣ ስለምንታይከ ብዙሕ ኣቓልቦ ስሒቡ? ...

  • Sep 02
ኣመሪካዊት-ኤርትራዊት ቲፋኒ ሓድሽ፡ንሚስ ዎርልድ ኤርትራ ስኒት ሃብተኣብ ድጋፋ ገሊጻ
ትግርኛ

ኣመሪካዊት-ኤርትራዊት ቲፋኒ ሓድሽ፡ንሚስ ዎርልድ ኤርትራ ስኒት ሃብተኣብ ድጋፋ ገሊጻ

ኣመሪካዊት-ኤርትራዊት ተዋዛይትን ተዋሳኢትን ቲፋኒ ሓድሽ፡ ነታ ንኤርትራ ኣብቲ መበል 73 ውድድር 'ሚስ ወርልድ' ብምውካል፡ ተወዳዳሪት ዝዀነት ስኒት ሃብተኣብ ዘለዋ ድጋፍ ገሊጻ። እታ በኣቡኣ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋ ኮኸብ ሆሊውድ፡ ኣብ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሓቶ ጽሑፍ፡ ሰዓብታ ንኤርትራ ክመርጹ ብግልጺ ተላብያ። እዚ መበል 73 ውድድር ወይዘሪት ዓለም ኣብ ንሃ ትራንግ ቬትናም እናተኻየደ ይርከብ። 5...

  • Aug 31
'ሙዚቃ ሃይማኖተይ እዩ' - ስንብታ ኤርትራዊ 'ንጉስ ቦክስ ጊታር' ዩሱፍ ስዒድ
ትግርኛ

'ሙዚቃ ሃይማኖተይ እዩ' - ስንብታ ኤርትራዊ 'ንጉስ ቦክስ ጊታር' ዩሱፍ ስዒድ

እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ብምኡዝ ዜማታቱን ፍሉይ ናይ ቦክስ ጊታር ኣጻውታኡን ንልቢ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን ሰማዕቲ ክሰልብ ዝጸንሐ ገዲም ድምጻዊ ዩሱፍ ስዒድ፡ ኣብ መበል 74 ዕድመኡ ሰኑይ 24 ነሓሰ 2026 ኣብ ካይሮ ግብጺ ካብዛ ዓለም ከም ዝተፈልየ ስድራቤቱ ሓቢሮም። ምስኡ ኣብ ካይሮ ዝጸንሐ ወዱ ናሆም ዩሱፍ ንቢቢሲ ከም ዝሓበሮ፡ እቲ ስነ-ጥበበኛ ብሰንኪ ሕማም ሽኮር ዘስዓበሉ...

  • Aug 26
ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም የመን ብቀርሰንቲ ዝተጨውየት መርከብ ምትእስሳር ከምዘይብላ ገሊጻ
ትግርኛ

ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም የመን ብቀርሰንቲ ዝተጨውየት መርከብ ምትእስሳር ከምዘይብላ ገሊጻ

ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብቀርሰንቲ ዝተጨውየት መርከብ ነዳዲ ምትእስሳር ከምዘይብላ ኣፍሊጣ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ብሰሉስ 25 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እታ መርከብ ባንዴራ ኤርትራ ተንበልብል ምንባራ ንዝገልጽ ጸብጻባት ማዕከናት ዜና ዓለም "ዘይቅኑዕ" ክብል ነቒፉ።  ቢቢሲን ሮይተርስን ዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ መርከብ ባንዴራ ኤርትራ...

  • Aug 26
ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም የመን ብቀርሰንቲ ዝተጨውየት መርከብ ምትእስሳር ከምዘይብላ ገሊጻ
ትግርኛ

ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም የመን ብቀርሰንቲ ዝተጨውየት መርከብ ምትእስሳር ከምዘይብላ ገሊጻ

ኤርትራ ምስታ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብቀርሰንቲ ዝተጨውየት መርከብ ነዳዲ ምትእስሳር ከምዘይብላ ኣፍሊጣ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ብሰሉስ 25 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እታ መርከብ ባንዴራ ኤርትራ ተንበልብል ምንባራ ንዝገልጽ ጸብጻባት ማዕከናት ዜና ዓለም "ዘይቅኑዕ" ክብል ነቒፉ። ቢቢሲን ሮይተርስን ዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ መርከብ ባንዴራ ኤርትራ ተንበልብል...

  • Aug 25
ሸፋቱ ባሕሪ፡ ባንዴራ ኤርትራ ዘንበልበለት መርከብ ነዳዲ ጨውዮም
ትግርኛ

ሸፋቱ ባሕሪ፡ ባንዴራ ኤርትራ ዘንበልበለት መርከብ ነዳዲ ጨውዮም

ኣብ ገምገም ባሕሪ የመን ዝተፈጸመ እዚ መጥቃዕቲ፡ ካብ ምያዝያ ጀሚሩ ኣብቲ ዞባ ሻድሻይ ናይ መራኽብ ጭወያ ኰይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ። ሶማላውያን ሸፋቱ ባሕሪ ወይ ቀርሰንቲ ኣብ ጥቓ ገምገም ባሕሪ የመን ሓንቲ ፍርያት ነዳዲ እትጽዕን መርከብ ከም ዝጨወዩ ትካል ንግዳዊ ስርሒታት ባሕሪ ዓባይ ብሪጣንያን ሮይተርስን ጸብጺቦም። እዚ ፍጻመ ኣብ ወሽመጥ ዓደንን ምዕራባዊ ህንዳዊ...

  • Aug 24
ዳን ኮነል፡ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ዓለም ዘፋለጠ ጸሓፊ
ትግርኛ

ዳን ኮነል፡ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ዓለም ዘፋለጠ ጸሓፊ

ዳን ኮነል ህርኩት ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ፡ ደራሲ፡ ተመራማሪ ጥራይ ዘይኰነስ ብመሰላት ደቂ-ሰባት ዝግደስ መምህርን ጸላውን ተቓላሳይ'ዩ። ንሱ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ጸሓፍቲ ታሪኽ ዘመናዊት ኤርትራ ኰይኑ ኣብ ዓለም ብዛዕባ ኤርትራ ፍጹም ተገዳስነት ኣብ ዘይነበረሉ እዋን ብመትከል ንገድሊ ኤርትራ ደጊፉ ዓገብ ዝበለ ጸሓፊ'ዩ። ኣበየ ጋዜጣታት ዓለም ብቋንቋ እንግሊዘኛ ዝተጻሕፉ...

  • Aug 24
ኖርወይ ንሽዱሽተ ኤርትራውያን ዜግነት ብምሕዳግ ካብ ሃገራ ክስጐጉ ወሲና
ትግርኛ

ኖርወይ ንሽዱሽተ ኤርትራውያን ዜግነት ብምሕዳግ ካብ ሃገራ ክስጐጉ ወሲና

ክፍሊ ኢመግረሽን ኖርወይ (UDI)፡ ንሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝነበሮም ናይ ኖርወይ ዜግነት ብምሕዳግ ካብታ ሃገር ክስጐጉ ከም ዝወሰነ ንቢቢሲ ብጽሑፍ ኣረጋጊጹ። እዚ ስጕምቲ እዚ ዝውሰድ ዘሎ፡ እዞም ሰባት ኣብ ግዜ ሕቶ ዕቝባኦም ዝሃብዎ ቃልን ድሒሮም ዘርኣይዎ ተግባርን ተገራጭዩ ብምርካቡ ምዃኑ ተገሊጹ። እዞም ኤርትራውያን ናብ ኖርወይ ኣብ...

  • Aug 22
መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ኣመሳርታ ቤት ትምህርት ሰውራ
ትግርኛ

መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ኣመሳርታ ቤት ትምህርት ሰውራ

ብምኽንያ መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ምምስራት ቤት ትምህርት ሰውራ ኣጋጣሚ፥ ቀንዲ ዕላማ ናይ ዛ ሓጻር ጽሕፍቲ ትቅርብ ዘላ፥ ነቶም ተማሃሮ ነባር መበል 50 ዓመት ዝኽሪ ምምስራት ቤት...

  • Aug 17
ዶ/ር ኣቢጋይል ብርሃነ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኬምብሪጅ ፈላሚ ታሪኽ ዘመዝገበት ኤርትራዊት
ትግርኛ

ዶ/ር ኣቢጋይል ብርሃነ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኬምብሪጅ ፈላሚ ታሪኽ ዘመዝገበት ኤርትራዊት

ኣብ ንኡስ ዕድመኣ ንላዕሊ ብምቊማት ሰማይ ደረት ከምዘይብሉ ዘስተውዓለት'ያ ትመስል። ቈልዓ እንከላ ጀሚራ ልዑል ርእሰ-ምትእምማንን ጥሙሕን ክትውንን ኣመና ኣይጸገማን። ኣብዚ ቀረባ ዓመታት፡ ዝተፈላለየ ሽልማት ክትረክብን ምስ ንጉስ ዓባይ ብሪጣንያ ዝርከቦም ኣገደስቲ ውልቀሰባት ክትራኸብን ዝበቕዐት ኣቓልቦ ዝሰሓበት በላሕ መንእሰይ እያ። ...

  • Aug 14
ንህዝቢ ዘፍቀረን ብህዝቢ ዝተፈቕረን ድምጻዊ
ትግርኛ

ንህዝቢ ዘፍቀረን ብህዝቢ ዝተፈቕረን ድምጻዊ

"ተመስገን ገብረስላሰ መን እዩ?" ኢልካ ንሓደ ሰብ እንተ ሓቲትካዮ፡ ቀልጢፉ ምላሽ ከይህበካ ይኽእል እዩ። መጸውዒ ስሙ ቀይርካ "ተመስገን ጣኒቆኸ?" ምስ እትብሎ ግን፡ ካብ ብዙሓት ኤርትራውያንን ክንዮኡን...

  • Aug 11
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 1 of 59

Must Read

Eritrea’s repressive government criticizes exiles who attack overseas festivals as ‘asylum scum’
Eritrea’s repressive government criticizes exiles who attack overseas festivals as ‘asylum scum’
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጐሰዮም ቀንዲ ሕቶታት ህዝቢ
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጐሰዮም ቀንዲ ሕቶታት ህዝቢ
ብቓንዛ ዝተጐብአ ትጽቢት ስድራቤታት፡ ዛንታ'ታ ብዘይ ሰዳድ ወረ ዝተሸርበት ‘ሰራም’ ጃልባ 2014
ብቓንዛ ዝተጐብአ ትጽቢት ስድራቤታት፡ ዛንታ'ታ ብዘይ ሰዳድ ወረ ዝተሸርበት ‘ሰራም’ ጃልባ 2014
القبض على أحد أعضاء السفارة الليبية في إرتريا بتهمة اختلاس 160 ألف دولار
القبض على أحد أعضاء السفارة الليبية في إرتريا بتهمة اختلاس 160 ألف دولار
Abiy Ahmed’s Desperate Gamble: Is War against Eritrea the Ethiopian Prime Minister’s Lifeline?
Abiy Ahmed’s Desperate Gamble: Is War against Eritrea the Ethiopian Prime Minister’s Lifeline?
Eritreans abroad demand democracy back home
Eritreans abroad demand democracy back home
Tragedy at sea: 60 migrants feared dead in twin Libya shipwrecks
Tragedy at sea: 60 migrants feared dead in twin Libya shipwrecks
ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል
ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል
ተደራራቢ ሕማምን ባህሊን ዘይዓገታ ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ቅርጺ ሰብነት - ስምረት ርእሶም
ተደራራቢ ሕማምን ባህሊን ዘይዓገታ ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ቅርጺ ሰብነት - ስምረት ርእሶም
ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ፡ ንመውጽኢ ቪዛ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈሉ ይዛረቡ
ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ፡ ንመውጽኢ ቪዛ ክሳብ 4-ሽሕ ዶላር ከምዝኸፈሉ ይዛረቡ
Copyright © 2026 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo