Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ባሕረኛታት ኣዘርባዣን ተፈቲሖም
ትግርኛ

ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ባሕረኛታት ኣዘርባዣን ተፈቲሖም

ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ባሕረኛታት ከምዝተለቁ ማዕከናት ዜና ኣዘርባዣን ሓቢረን። እቶም 18 ኣዘርባዣናውያን ዝርከብዎም ባሕረኛታት ምስተን ብዘይፍቓድ ናብ ልኡላዊ ማያት ኤርትራ ብምእታወን ብሓለዋ ባሕሪ ዝተታሕዛ ሰለስተ መራኽብ ኣዘርባዣን ዝነበሩ'ዮም። ንመንግስቲ ቅርበት ዘለዎ ትረንድ ዝተባህለ...

  • Mar 25
ግብጺ ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ
ትግርኛ

ግብጺ ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ

ሰብመዚ ግብጺ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘይድልየቶም ናብ ሃገሮም ይሰጉዎም ኣለዉ ክብሉ ተሓለቕቲ መሰላት ከሲሶም። ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ 'ሁማን ራይተስ ኮንሰርን ኤርትራ' ዝተብሃለ፤ ኣብ ምጥባቕ ሰብኣዊ መሰላት ዝሰርሕ ዘይመንግስታዊ ትካል፡ ኣብ ግብጺ ብዙሓት ኤርትራውያን ማእሰርትን ምስጓግ ናብ ሃገሮምን...

  • Mar 25
ምስ ቅትለት ኣሜን ተኽላይ ብዝተሓሓዝ ሳልሳይ ጥርጡር ተቐይዱ
ትግርኛ

ምስ ቅትለት ኣሜን ተኽላይ ብዝተሓሓዝ ሳልሳይ ጥርጡር ተቐይዱ

ምስቲ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ወርሒ ኣብ ግላስጎ ስኮትላንድ፡ ኣብ ሸዊት ዕድሜኡ ዝተቐተለ ኣሜን ተኽላይ ብዝተሓሓዝ ሳልሳይ ጥርጡር ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። ወዲ 15 ዓመት ኣሜን ተኽላይ ብ5 መጋቢት ምሸት'ዩ ኣብታ ኣብ ስኮትላንድ ትርከብ ከተማ ግላስጎ ብኸቢድ ቈሲሉ ተረኺቡ። ኣብቲ...

  • Mar 25
ኤርትራን ግብጺን፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘየሎዋ ሃገራት ተሳትፎ ከም ዘይህልወን ተሰማሚዐን
ትግርኛ

ኤርትራን ግብጺን፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘየሎዋ ሃገራት ተሳትፎ ከም ዘይህልወን ተሰማሚዐን

ግብጽን ኤርትራን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዘይዳወባ ሃገራት ኣብ ጉዳያት ቀይሕ ባሕሪ ዝዀነ ይዅን ተሳትፎ ከይህልወን ከም ዝተሰማምዓ ማዕከናት ዜና ግብጺ ገሊጸን። ነዚ ዝገለጻ፡ ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ካይሮ ተረኺቡ፡ ምስ ፕረዚደንት ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲን ምኒስተር ጉዳያት...

  • Mar 25
ዘገርም ዛንታ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ
ትግርኛ

ዘገርም ዛንታ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ

ዘመኑ፡ ዘመን ቍርቍስ ደብረ-ቢዘንን ጸዓዘጋን ነበረ ክበሃል ይከኣል። ደብረ-ቢዘን ማእከል ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ብምንባሩ ንህዝቢ ክርስትያን ከበሳ ብምውካል፡ ነቲ ምስዮናውያን ዘርኣይዎ ዉቕዮ (achievement) ብምምካት ተቓውሞኡ ዘልዓልሉ ዘመን ነበረ። ...

  • Mar 23
ኣፍደገ ባሕሪ ዘይምርካብ ናይ ህልውና ስግኣት'ዩ ምባል 'ሓደገኛ ሃቐነ' ዘለዎ'ዩ - ኤርትራ
ትግርኛ

ኣፍደገ ባሕሪ ዘይምርካብ ናይ ህልውና ስግኣት'ዩ ምባል 'ሓደገኛ ሃቐነ' ዘለዎ'ዩ - ኤርትራ

ኣፍደገ ባሕሪ ዘይምውናን ከም ናይ 'ህልውና ስግኣት' ጌርካ ምውሳድ "ሓደገኛ ሃቐነ" ዘለዎ ምዃኑ ኤርትራ ገሊጻ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብሓሙስ ንፓርላማ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ "ኣፍደገ ባሕሪ ንኢትዮጵያውያን ናይ ህልዉና ጉዳይ'ዩ" ክብል ተዛሪቡ ነይሩ። ብወገን ኣስመራ ሎሚ ኣብ ዝወጸ...

  • Mar 22
ስዑዲ ዓረብን ኢትዮጵያን ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ተመያይጠን
ትግርኛ

ስዑዲ ዓረብን ኢትዮጵያን ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ተመያይጠን

ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋሊድ ዓብደልከሪም ኣልኸረይጂ ዝምራሕ ላዕለኣይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ።እቲ ላዕለዋይ...

  • Mar 21
ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ንፓርላማ ዝሃቦ መግለጺ
ትግርኛ

ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ንፓርላማ ዝሃቦ መግለጺ

ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ፣ ኤርትራን ኣፍደ ባሕርን ኣመልኪቱ ሎሚ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረብሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቡ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፈጻጽማ መደባቱ ተገምጊሙ፡ መረጻ ክሳብ ዝካየድ፡ ንመጻኢ ሓደ ዓመት፡ ገደብ ግዜኡ ከምዝናዋሕ ኣፍሊጡ። እንተዀነ፡...

  • Mar 21
ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን እንታይ ኢሉ?
ትግርኛ

ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ትግራይ፡ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን እንታይ ኢሉ?

ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ፡ ኤርትራን ኣፍደ ባሕርን ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዝቐረብሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቡ። ኣቢይ ኣሕመድ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፈጻጽማ መደባት ተገምጊሙ፡ መረጻ ክሳብ ዝካየድ፡ ንመጻኢ ክልተ ዓመታት፡ ገደብ ግዜ ከምዝናዋሕ ኣፍሊጡ። እንተዀነ፡ እቲ...

  • Mar 20
ፖሊስ ብሪጣንያ ምስ ዕግርግር ኤርትራውያን ብዝተሓሓዝ 22 ሰባት ይሃድን ኣሎ
ትግርኛ

ፖሊስ ብሪጣንያ ምስ ዕግርግር ኤርትራውያን ብዝተሓሓዝ 22 ሰባት ይሃድን ኣሎ

ፖሊስ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ኣብ ዝተኻየደ ሰፊሕ ባእሲ ተሳቲፎም ንዝበሉዎም ናይ 22 ኤርትራውያን ኣሳእል ዘርጊሑ። እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዘጋጠመ ግጭት ብ25 ግንቦት 2024 ኣብ መንገዲ ዉድቦርን ከም ዘጋጠመ ፖሊስ ሳውዝ ዮርክሻየር ሓቢሩ። ወሃቢ ቃል ፖሊስ ከም ዝሓበሮ፡ እቲ ዕግርግር ኣብ...

  • Mar 20
ኤርትራ፡ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ንኣምባሳደራት ወጻኢ ዝሃቦ መግለጺ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ንኣምባሳደራት ወጻኢ ዝሃቦ መግለጺ

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ክትከፍት'ያ ዝብል ክሲ "ፍጹም ከምእትነጽጎ" ኣስመራ ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ትማሊ ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃቦ ዘይልሙድ መብርሂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዘየእተዉ...

  • Mar 20
ኤርትራ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው "ተራ የብለይን" ትብል

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ክትከፍት'ያ ዝብል ክሲ "ፍጹም ከምእትነጽጎ" ኣስመራ ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ትማሊ ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃቦ ዘይልሙድ መብርሂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢዶም ከምዘየእተዉ...

  • Mar 19
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 6 of 33

Must Read

Eritrea suspends Ethiopian Airlines flights, airline says
Eritrea suspends Ethiopian Airlines flights, airline says
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ንጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ይነጽግ
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ንጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ይነጽግ
Abiy is calculating war with Eritrea, Can he be stopped?
Abiy is calculating war with Eritrea, Can he be stopped?
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ
ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን 'መዋእል ክሳራን' ክትገላገል ትኽእል?
ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን 'መዋእል ክሳራን' ክትገላገል ትኽእል?
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል
Network With Eritrea Route
Network With Eritrea Route
ኤርትራ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምክፍፋል ከተጋድድ ድሌት ከምዘይብላ ገሊጻ
ኤርትራ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምክፍፋል ከተጋድድ ድሌት ከምዘይብላ ገሊጻ
ንኤርትራ ወኪሉ ኣብ ውድድር ምሕንባስ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝተሳተፈ ኣሮን ገብረ ተመክርኡ የካፍል
ንኤርትራ ወኪሉ ኣብ ውድድር ምሕንባስ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝተሳተፈ ኣሮን ገብረ ተመክርኡ የካፍል
الأمم المتحدة: تركيا تعيد 300 إرتري قسرا إلى وطنهم
الأمم المتحدة: تركيا تعيد 300 إرتري قسرا إلى وطنهم
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo