Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
'ተበጊሱ ዝነበረ ትስፉው ሃንቀውታ በኒኑ'ዩ' - ፕረዚደንት ኢሳይያስ
ትግርኛ

'ተበጊሱ ዝነበረ ትስፉው ሃንቀውታ በኒኑ'ዩ' - ፕረዚደንት ኢሳይያስ

መበል 34 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ንምጽንባል ኣብ ኤርትራን ወጻኢን ጽንብላት ክካየድ ዝቐነየ ኰይኑ፡ እቲ ቀንዲ በዓል ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብወተሃደራውን ስነጥበባውን ምርኢታት ተሰንዩ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፡ ወተሃደራውያን...

  • May 26
'ደም ኤርትራውያን ስደተኛታት ይዛሪ ኣሎ' ናይ ዓይኒ ምስክር ቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኣለምዋጭ
ትግርኛ

'ደም ኤርትራውያን ስደተኛታት ይዛሪ ኣሎ' ናይ ዓይኒ ምስክር ቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኣለምዋጭ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን በረኸት ብርሃነ ገብረግዚኣብሄር ዝተባህለ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ክልል ኣምሓራ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ። ሰለስተ ወለዶኣ ተሰዲዱ፡ ኣብ ከርተት ስደት 11 ዓመት ዘቝጸረት ኤርትራዊት ስድራ ድማ ሓዀትኰት እናበለ ድራር ዕለታ ዝምእርር ኣላይኣ ብግፍዒ ድሕሪ...

  • May 26
ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራውያን ናብ ቤትፍርዲ ዝጠርዕሉ ጉዳይ እንታይ'ዩ?
ትግርኛ

ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራውያን ናብ ቤትፍርዲ ዝጠርዕሉ ጉዳይ እንታይ'ዩ?

ቤትፍርዲ ስዊዘርላንድ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ገለ የማናውያን ፖለቲከኛታት ንዘቕረብዎ ክሲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ውሳነ ሂቡሉ ነይሩ። እቲ ኣብ ከተማ ሉዛን ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ዝቐረበ ክሲ ምስ ጽልኢን ሓርነት ሓሳብካ ምግላጽን ዝተሓሓዝ'ዩ። ኣብ 2019፡ የማናዊ ሰልፊ ኤስ-ፒ-ቪ (ሸPV)፡ ኤትራውያን ኣብ...

  • May 24
'ነብሰይ ከድሕን ቀልጢፈ መስሊመ' - ውጻእ መዓት ሊብያ ኤርትራዊት ሳሮን ጌታቸው
ትግርኛ

'ነብሰይ ከድሕን ቀልጢፈ መስሊመ' - ውጻእ መዓት ሊብያ ኤርትራዊት ሳሮን ጌታቸው

ካብ ኤርትራ ክሳዕ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ዝግበር ሓደገኛ ጕዕዞ ተጓዒዛቶ፣ እቲ ኣብ መንገዲ ዘጓንፍ መሪር ስቓይ'ውን ተሰኪማቶ። ጸይራቶ ግና ስቕ ክትብል ኣይመረጸትን ብመጽሓፍ ጽሒፋቶ - ሳሮን ጌታቸው። "Kidnapped in Libya" (ኣብ ሊብያ ተጨውየ) ዝሰመየታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቶም ኣብ ሊብያ...

  • May 22
ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ
ትግርኛ

ካብ ኤርትራዊያን ደቀባት ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ ን ኢትዮጵያዊያን መልሲ

ካብ ወነንቲ ቀይሕ ባሕሪ መልሲ ዓመጽ ልምዲ ኮይንኩም ደግሲ ውግእ ወረ ውግእ ያኽለና ሎምሲ፣ .ኣብ ዕዳጋ ወሪድካ ዩ ዝሽመት እኽሊ፣   ህዝቢ ኤርትራ ንርስቱ ዋጋ...

  • May 20
መንግስቲ ኤርትራ 78 እሱራት ተጋሩ ከም ዝፈትሐ ፖሊስ ገሊጹ
ትግርኛ

መንግስቲ ኤርትራ 78 እሱራት ተጋሩ ከም ዝፈትሐ ፖሊስ ገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ 78 እሱራት ተጋሩ ፈቲሑ ብሸነኽ ዓዲዃላ-ራማ ናብ ትግራይ ከም ዝሰደደ ፖሊስ ዞባ ማእከል ትግራይ ገሊጹ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ትግራይ ኮማንደር ጸጋይ ኣስፍሃ ንቢቢሲ ከም ዝገለጾ፡ እቶም ሰባት ዳርጋ ኵሎም ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩን ትሕቲ 45 ዕድመ ዝዀኑን እዮም። እቶም ሰባት ገሊኦም...

  • May 20
ኤምባሲ ኤርትራ፡ ብሰኔት ኣመሪካ ንዝቐረበ ክሲ ነጺጉ
ትግርኛ

ኤምባሲ ኤርትራ፡ ብሰኔት ኣመሪካ ንዝቐረበ ክሲ ነጺጉ

መንግስቲ ኤርትራ፡ ሽማግለ ዝምድናታት ወጻኢ ሰኔት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብ16 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ህዝባዊ ርክብ፡ ኤርትራ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ከባቢታት ምትእኽኻብ ሰራዊት ተካይድ ከም ዘላ ንዝቐረበሉ ክሲ ብትሪ ነጺጉ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ...

  • May 17
'ፈጣሪ ይመስገን'፡ ተላጊበን ዝተወልዳ ኤርትራውያን ማናቱ ብመጥባሕቲ ተፈላልየን
ትግርኛ

'ፈጣሪ ይመስገን'፡ ተላጊበን ዝተወልዳ ኤርትራውያን ማናቱ ብመጥባሕቲ ተፈላልየን

ተጣቢቐን ዝተወልዳ ማንታ ኤርትራውያን ህጻናት ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ብዝተገብረለን መጥባሕቲ ተፈላልየን። ነተን ኣስማን ሱመያን ዝተሰምያ ህጻናት ንምፍልላይ ልዕሊ 15 ሰዓታት ዝወሰደ ዕዉት መጥባሕ ከምዝተገብረለን ሰብመዚ ጥዕና ስዑዲ ኣፍሊጦም። እተን ህጻናት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከባ'ውን ኤምባሲ ኤርትራ...

  • May 17
ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት መግለጺ-መሪር ሐዘን
ትግርኛ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት መግለጺ-መሪር ሐዘን

መርድእ ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖ መግለጺ መሪር ሐዘን ወየ፣ኣቦ ማርታ ዮዲት ሳምሶን ጳውሎስ ነቒልካ ዶ፣ኣፋኑውኒ ካብበልካስ፣ብሰላም ዕረፍ ኣያየ፣ኣከለጉዛይ ሰገነይቲ ዝዓዱ ወዲ ማይ መጉዶም፣ሐደ ካብ ቶም ሰብ...

  • May 15
ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም
ትግርኛ

ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም

ሓድሽ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ዓለም ክፍትሑ ጸዊዖም። ኣቡነ ሊዮ መበል 14፡ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ሮማ ኣብ ዝሃብዎ ፈላሚ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ማእሰርቲ ናይቶም "ንሓቂ ብምድላይን ብምጽብጻብን" ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ ጋዜጠኛታት "ንሕልና ሃገራትን...

  • May 14
ስግረ-ዶባዊ ጸቕጢ ኤርትራውያን ኣብ ዳያስፖራ ብኸመይ'ዩ ዝፍጸም?
ትግርኛ

ስግረ-ዶባዊ ጸቕጢ ኤርትራውያን ኣብ ዳያስፖራ ብኸመይ'ዩ ዝፍጸም?

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ ስግረ-ዶባዊ ምስርጣይን ምፍርራሕን ኤርትራውያን ኣብ ዳያስፖራ ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብቲ ኤርትራውያንን ወጻእተኛታትን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፡ ተሓለቕቲ መሰላት፡ ጋዜጠኛታት ተቓወምቲ ፖለቲከኛታትን ብመንግስቲ ኤርትራን ወኪላቱን ብዛዕባ ዝገበር ጸቕጥታትን ሳዕቤናቱን ተዛሪቦም። ኣብቲ...

  • May 13
ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን 'መዋእል ክሳራን' ክትገላገል ትኽእል?
ትግርኛ

ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን 'መዋእል ክሳራን' ክትገላገል ትኽእል?

ድሕሪ 30 ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ናጽነታ ዝተጐናጸፈት ኤርትራ ንተወሳኺ 30 ዓመታት ኣብ ውግእን ኵነተ-ኲናት ክትጽመድ ተራእያ እያ። ቍጠባኣ ተሃስዩን ብጕድለት ሰብኣዊ መሰላትን ዜጋታታት ብኣማኢት ኣሽሓት ናብ ስደት ውሒዞም። እቲ ናይ ኣሽሓት ህይወት ተጋደልትን ህዝብን ዝሓተተ ሓርነት ኤርትራ ናይ...

  • May 07
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Page 3 of 33

Must Read

ዓመተ 2024፡ ሓንቲ ፈትሊ ዝሓዘታ ርክብ ኣዲስ ኣበባን-ኣስመራን ጂኦፖለቲካዊ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃን
ዓመተ 2024፡ ሓንቲ ፈትሊ ዝሓዘታ ርክብ ኣዲስ ኣበባን-ኣስመራን ጂኦፖለቲካዊ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃን
ሊብያ፣ ተጨውዮም፣ ነፈሲ ወከፎም 10 ሽሕ ዶላር ክኸፍሉ ክሕተቱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓራ ወጺኦም
ሊብያ፣ ተጨውዮም፣ ነፈሲ ወከፎም 10 ሽሕ ዶላር ክኸፍሉ ክሕተቱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓራ ወጺኦም
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቤልጂም ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊቱ
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቤልጂም ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊቱ
ኤርትራ፡ 103 ዝዕድመኦም ኣቦ ኣብ መካ ሓጅ ፈጺሞም
ኤርትራ፡ 103 ዝዕድመኦም ኣቦ ኣብ መካ ሓጅ ፈጺሞም
Eritrean asylum issue continues to stump Swiss politicians
Eritrean asylum issue continues to stump Swiss politicians
ልኡኽ ቻይናን ኣብ ምንታይ ዝዓለመ እዩ?
ልኡኽ ቻይናን ኣብ ምንታይ ዝዓለመ እዩ?
Jailed Swedish Eritrean journalist wins rights prize
Jailed Swedish Eritrean journalist wins rights prize
اعتقال 150 إرتريًا في أوغندا بزعم انخراطهم في أنشطة تجارية غير مشروعة
اعتقال 150 إرتريًا في أوغندا بزعم انخراطهم في أنشطة تجارية غير مشروعة
ኣመሪካ፡ ብዛዕባ'ቲ ንኤርትራ ዝሓወሰ ሓድሽ እገዳ መገሻ እንታይ ንፈልጥ?
ኣመሪካ፡ ብዛዕባ'ቲ ንኤርትራ ዝሓወሰ ሓድሽ እገዳ መገሻ እንታይ ንፈልጥ?
Eritrea’s Nazret Weldu wants to get to Paris via Vienna starting Sunday
Eritrea’s Nazret Weldu wants to get to Paris via Vienna starting Sunday
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo