Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
እድሪስ ብሬራይ፡ እቲ 'ፍቱውን ፍትሓውን' ተቓላሳይ
ትግርኛ

እድሪስ ብሬራይ፡ እቲ 'ፍቱውን ፍትሓውን' ተቓላሳይ

እድሪስ ዑስማን ዑመር እዩ ዝበሃል፣ ኵሉ ሰብ ግና በታ "ብሬራይ" እትብል መጸውዒቱ እዩ ዝፈልጦ። ኣቦኡን ኣደኡን ካብ ምጽዋዕ 30 ኪሎሜተር ርሒቓ ኣብ እትርከብ ሩብሩብያ ኣብ እትበሃል ዓዶም ኰይኖም ህይወቶም ኣብ ዝመርሕሉ ዝነበሩ፡ ብ20 ሰነ 1953 እዩ ተወሊዱ። ኣቦኡ ዑስማን ዑመርን ኣደኡ...

  • Mar 19
ኣስመራ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ኤርትራ ጸዊዓ
ትግርኛ

ኣስመራ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ኤርትራ ጸዊዓ

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ክትከፍት'ያ ዝብል ክሲ "ፍጹም ከምእትነጽጎ" ኣስመራ ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ሎሚ ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ቀወምቲ ኣምባሳደራትን ንዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃቦ ዘይልሙድ መብርሂ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢዶም ከመዘየእተዉ...

  • Mar 19
ኤርትራ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምክፍፋል ከተጋድድ ድሌት ከምዘይብላ ገሊጻ
ትግርኛ

ኤርትራ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ምክፍፋል ከተጋድድ ድሌት ከምዘይብላ ገሊጻ

ኤርትራ፡ ነቲ ኲናት ትግራይ ደው ዘበለ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ 'ናይ ምዝራግ' ድሌት ከምዘይብላ ኣፍሊጣ። ብወገን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ዝጋዋሕ ዘሎ "ንኵናት ዝቕስቅስ መግለጺታት" ጠንቂ ምትፍናን ይኸውን ከምዘሎ ሚኒስተር ዜና እታ ሃገር ገሊጹ። "ኤርትራ ነቲ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ኣብ ውሽጢ...

  • Mar 14
ከተማ ራይወይክ ናይ ኔርዘላንድስ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ኣጊዳ
ትግርኛ

ከተማ ራይወይክ ናይ ኔርዘላንድስ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ኣጊዳ

ከንቲባ ራይወይክ ናይ ኔዘርላንድስ፣ ሁሪ ሳሂም፣ ኣብዚ ወርሒ‘ዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ኣጊዱ።እቲ ከንቲባ፣ ምትእክኻብ ኤርትራውያን ክእግድ ዝተገደደሉ ምኽንያት፣ ከም ናይ ዝሓለፈ ዓመታት ባእሰን ዕግርግርን ከይፍጠር ካብ ዝብል ስግኣት ምዃኑ፣...

  • Mar 14
ኣስመራ፡ ግብረመልሲ ኤርትራ ንመግለጺ ጀነራል ጻድቃን
ትግርኛ

ኣስመራ፡ ግብረመልሲ ኤርትራ ንመግለጺ ጀነራል ጻድቃን

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን "ኣብ ዝኾነ ህሞት ኲናት ክውላዕ" ከምዝኽእል ዝምጉት መግለጺ ሌ/ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ መርኣያ ናይቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዝጋዋሕ ዘሎ ድሌት ኲናት'ዩ ክትብል ኤርትራ ግብረመልሲ ሂባ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ እቲ ጀነራል "ኣካል ናይቲ ብሓይሊ ንኤርትራዊት...

  • Mar 12
ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
ትግርኛ

ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?

ኤርትራን ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃን ንህንጸት ፕሮጀክት ጸሓያዊ ጸዓት ዝውዕል ተወሳኺ 20 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ከም ዝኸተማ ምኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ትማሊ ሰኑይ ገሊጹ።ነቲ ስምምዕ፡ ምኒስተር ፋይናንስን ቍጠባዊ ልምዓትን ኤርትራ ዶ/ር ጊዮርግስ ተኽለሚካኤልን ምክትል ዋና ዳይረክተር ናይቲ ባንክ...

  • Mar 11
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ካርታ ሃገራት ዝቕይር'ዩ- ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ
ትግርኛ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ካርታ ሃገራት ዝቕይር'ዩ- ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ ሳዕቤናት ከምዝህልዎ ሌ/ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ገሊጹ። እቲ ኣባል ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝኾነ ጀነራል ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ትግራይ ዳግማይ ናብ "ዓውደ-ውግእ" ከይትምለስ ዘለዎ ስግኣት'ውን...

  • Mar 11
ስድራ ናይቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቐትለ ኤርትራዊ፡ ተሕልፎ ዘላ ሰቖቛ
ትግርኛ

ስድራ ናይቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቐትለ ኤርትራዊ፡ ተሕልፎ ዘላ ሰቖቛ

ሃኒባል ሰሎሞን ምስ መዘንኡ ኣብ መስከረም 2023 ናብ ትግራይ ክሰግር እንከሎ 17 ዓመቱ ኣይመልአን ነይሩ። ንእስነቱ ግን ኣይመነወን፣ ሓደ ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ቤት ማእሰርቲ ላፍቶ - ኣዲስ ኣበባ፡ ክሃድሙ ብኣባላት ሓለዋ ብዝተተኰሰሎም ጠያይት ግዳያት ዝዀኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት...

  • Mar 11
ማሕበር ፍቕሪ ሃገር፡ ንዕድል ኤርትራ ዝቐየረ ኣካል
ትግርኛ

ማሕበር ፍቕሪ ሃገር፡ ንዕድል ኤርትራ ዝቐየረ ኣካል

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ 1941 መቐይሮታት ዘተኣታተወት ዓመት ነበረት። እንግሊዝ ንጣልያን ስዒሩ ንኤርትራ ዝኣተወሉ፡ መንቋሕቋሕታ ዝነበሮም ዜጋታት ብሃገራውነት ተደሪኾም ንባህግታት ናጽነት ክዅስኵስሉ ዝጀምርሉ ዓመት ነበረት። ሽዑ'ዩ 'ማሕበር ፍቕሪ ሃገር' ብ5 ግንቦት 1941 ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተ። ሃጸይ ሃይለስላሴ ከኣ...

  • Mar 09
ብሪጣንያ፡ ኣብ ሸዊት ዕድሚኡ ዝተቐትለ ኣሜን ተኽላይ
ትግርኛ

ብሪጣንያ፡ ኣብ ሸዊት ዕድሚኡ ዝተቐትለ ኣሜን ተኽላይ

ሓደ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ መንእሰይ ብዝተፈጸመሉ መጥቃዕቲ ከምዝሞተ ሰብመዚ ጸጥታ ብሪጣንያ ሓቢሮም። ወዲ 15 ዓመት ኣሜን ተኽላይ ብረቡዕ ምሸት'ዩ ኣብታ ኣብ ስኮትላንድ ትርከብ ከተማ ግላስጎ ብኸቢድ ቆሲሉ...

  • Mar 07
እስራኤል ኤርትራውያን ንምስጓግ ቀዳማይ እማመ ኣጽዲቓ፣ ኣምነስቲኸ እንታይ ኢሉ?
ትግርኛ

እስራኤል ኤርትራውያን ንምስጓግ ቀዳማይ እማመ ኣጽዲቓ፣ ኣምነስቲኸ እንታይ ኢሉ?

ፓርላማ እስራኤል፡ ሓተትቲ ዕቝባ ኣብ ዓዶም "ንስርዓት ሃገሮም" ዝድግፉ ኰይኖም እንተ ተረኺቦም፡ ናብ ሃገሮም ክጥረዙ ዘኽእል ዝቐረበ ቀዳማይ እማመ ሰሚዑ ኣጽዲቑ ክብላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።

  • Mar 07
ደቡብ-ሱዳን፡ ስግኣት ኲናት ኣሎ - ርእይቶ ኤርትራውያን ኣብዚ ጉዳይ
ትግርኛ

ደቡብ-ሱዳን፡ ስግኣት ኲናት ኣሎ - ርእይቶ ኤርትራውያን ኣብዚ ጉዳይ

ኣብ ደቡብ-ሱዳን ከተማ ጁባ ብዙሓት ላዕለዎት ሰበስልጣን ብምእሳሮም ወጥሪ ከም ዝነገሰን እቲ ውዕል ሰላም ፈሪሱ ናብ ኲናት ከየምርሕ ስግኣት ከም ዝፈጠረን ዝተፈላለዩ ምንጭታት ይሕብሩ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ጁባ ዝርከብ መንበሪ-ቤት ምክትል ፕረዚደንት ሪክ ማቻር ንሓደ ለይቲ ብሰራዊት ሱዳን ተኸቢቡ ከም ዝሓደረ ተፈሊጡ...

  • Mar 07
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11

Page 7 of 33

Must Read

Network With Eritrea Route
Network With Eritrea Route
ስድራ ናይቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቐትለ ኤርትራዊ፡ ተሕልፎ ዘላ ሰቖቛ
ስድራ ናይቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቐትለ ኤርትራዊ፡ ተሕልፎ ዘላ ሰቖቛ
ኤርትራ፡ ታሪኻዊ መስመር ባቡር ናበይ ኣበለ?
ኤርትራ፡ ታሪኻዊ መስመር ባቡር ናበይ ኣበለ?
ኡጋንዳ፡ ንሓደ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተጠርጠሩ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
ኡጋንዳ፡ ንሓደ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተጠርጠሩ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናበይ ገጽ?
ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናበይ ገጽ?
ስዊዘርላንድ፣ 260ኤርትራውያን ንምስጓግ ትደፍኣሉ
ስዊዘርላንድ፣ 260ኤርትራውያን ንምስጓግ ትደፍኣሉ
'ፈጣሪ ይመስገን'፡ ተላጊበን ዝተወልዳ ኤርትራውያን ማናቱ ብመጥባሕቲ ተፈላልየን
'ፈጣሪ ይመስገን'፡ ተላጊበን ዝተወልዳ ኤርትራውያን ማናቱ ብመጥባሕቲ ተፈላልየን
ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ግዜኡ ዝሓለፈ ፍሉጥ ደራሲ
ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ግዜኡ ዝሓለፈ ፍሉጥ ደራሲ
ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ
ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ
ጉጅለ ህግደፍን ህዋሐትን ብልጽግናን ሰብ ሐደ ዕላም ይብሎምን ባእሲ
ጉጅለ ህግደፍን ህዋሐትን ብልጽግናን ሰብ ሐደ ዕላም ይብሎምን ባእሲ
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo