Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ብሪጣንያ፡ ብፈተነ ቅትለት ኤርትራዊ ገበነኛ ዝዀነ ደጋፊ ሂትለር ንሕልፈት ተፈሪዱ
ትግርኛ

ብሪጣንያ፡ ብፈተነ ቅትለት ኤርትራዊ ገበነኛ ዝዀነ ደጋፊ ሂትለር ንሕልፈት ተፈሪዱ

ንዋሕዚ ስደተኛታት ዝቃወም ሕሉፍ የማናዊ ዓሌተኛ ብፈተነ ቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዕቝባ ንዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱ። ወዲ 32 ዓመት ካለም አሊሲስ ፓርስሎው፡ ናብ ሓደ ስደተኛታት ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ ሆቴል ብምእታው ንናሆም ሓጐስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣብ ኣፍልቡን ኢዱን ብኻራ ድሕሪ ምውግኡ'ዩ...

  • Jan 19
ኣፕቴክ ኣፍሪቃ፡ ንልዕሊ 5 ሚልዮን ሰባት ቀረብ ሓይሊ ኤለክትሪክ ዝህብ ትካል ኤርትራውያን
ትግርኛ

ኣፕቴክ ኣፍሪቃ፡ ንልዕሊ 5 ሚልዮን ሰባት ቀረብ ሓይሊ ኤለክትሪክ ዝህብ ትካል ኤርትራውያን

መሃንድስ ግርማይ ዘርኣይ፡ 'ረፕዩተይሽን ፖል ኢንተርናሽናል( RPI) ብዝተባህለ፡ ብደረጃ ዓለም ዝና ንዘጥረዩ ዋና ኣካየድቲ ባንክታት፣ ከምኡ'ውን፡ ንኢንዱስትሪታቶም ናብ ክብ ዝበለ ጽፍሒ ዘዕበዩ፡ ጽልዋ ዘሕደሩን ጸለውትን ሰባት ደረጃን ኣፍልጦን ብዝህብ ትካል፡ ኣብ መንጎ '100 ጸለውቲ...

  • Jan 13
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ እቲ ዝደምቕ ዘሎ ኮኾብ ኒውካስል
ትግርኛ

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ እቲ ዝደምቕ ዘሎ ኮኾብ ኒውካስል

እቲ ኣብ ዓይኒ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ኵ'ዕሶ እግሪን ኣሰልጠንትን ክለባትን ደሚቝ ዘሎ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ ካብ ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ፕረምየርሊግ እንግሊዝ 9 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ተጻወትቲ ኒውካስል ዩናይትድ ኰይኑ ኣሎ። ...

  • Jan 11
ሸውዓተ ኤርትራውያን ሓምሊ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተቐርቂሮም ተረኺቦም
ትግርኛ

ሸውዓተ ኤርትራውያን ሓምሊ ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተቐርቂሮም ተረኺቦም

ፖሊስ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ትማሊ ሰሉስ ድሕሪ ቀትሪ፡ ሓምሊ ኣብ ዝመልአ ኮንተይነር ኣብ ዝጸዓነት መኪና ተሓቢኦም ዝጕዓዙ ዝነበሩ ሓንቲ ጓለ-ንስተይቲ እትርከቦም ሸውዓተ ሰባት ከም ዝሓዙ ሓቢሮም።እቶም ስደተኛታት ከቢድ ውርጭን ዛሕልን ኣብ ዝወርደሉ ናይ ኤውሮጳ ኪሊማ ን18 ሰዓታት ኣብታ መኪና ከም...

  • Jan 11
በሃር ስነ ጥበባዊ ነጋሽ ብሰላም ዕረፍ
ትግርኛ

በሃር ስነ ጥበባዊ ነጋሽ ብሰላም ዕረፍ

በሃር ስነ ጥበባዊ ነጋሽ ብሰላም ዕረፍ ምስ ብጾቱ ኣብ ቅድሚት ዝስለፍ ታሪኽ ኣለካ ብሸለልታ ዘይሕለፍ፣ ዓሪፍካ ዶ ወደቦይ ተኪኤ ደኺመ ከይበልካ ጸሚኤ...

  • Jan 10
ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታተን ዝተታሕዛ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ገሊጻ
ትግርኛ

ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታተን ዝተታሕዛ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ገሊጻ

ኣዘርባዥያን፣ ኣብ ኤርትራ ምስ 18 ሰራሕተኛታታተን ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽባ ንምልቃቕ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ሎሚ 08 ጥሪ፣ ኣብ...

  • Jan 09
ኤርትራ፡ ካብ ሓርነታዊ ገስጋስ ናብ ምልካዊ ትኻስ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ካብ ሓርነታዊ ገስጋስ ናብ ምልካዊ ትኻስ

ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ንዓመተ 2025 ተቐቢላ። እዚ ጽምብል ኣብ ሻብዓይ ወርሒ ልደታ፡ ኣብ ጥሪ 1992 እያ ኣሃዱ ኢላ ፈሊማቶ። ሽዑ ጐደናታት ኣስመራ፡ ብስልማት ሓዲስ ዓመትን ልደትን ደሚቝ፡ ካብ በረኻን ስደትን ብዝተመልሱ ዜጋታት ኣዕለቕሊቑ፡ ብመዛሙር ተስፋን ዓወትን ማሚቝ ነይሩ። እቲ...

  • Jan 07
ትውልደ ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ኢቦኒ ኦብሲዲያን ዝተዋስኣትሉ ፊልም 'ዘ-ሲክስ ትሪፕል ኤይት'
ትግርኛ

ትውልደ ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ኢቦኒ ኦብሲዲያን ዝተዋስኣትሉ ፊልም 'ዘ-ሲክስ ትሪፕል ኤይት'

ምከና ዛንታ 1945 ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም እዩ። ጸለምቲ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝነበራኣ በጦሎኒ 6888 [ሲክስ ትሪፕል ኤይት] ተባሂላ እትጽዋዕ ኣሃዱ ድማ ናብቲ ግንባር ተላኢኻ፤ ካብ ትጽቢት ጸዓዱ ሰበስልጣን ኣመሪካ ወጻኢ ዓቢይ ታሪኽ ሰሪሓ። እዛ ኣሃዱ፡ ሞራል እቶም ኣብ...

  • Jan 04
ዓመተ 2024፡ ሓንቲ ፈትሊ ዝሓዘታ ርክብ ኣዲስ ኣበባን-ኣስመራን ጂኦፖለቲካዊ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃን
ትግርኛ

ዓመተ 2024፡ ሓንቲ ፈትሊ ዝሓዘታ ርክብ ኣዲስ ኣበባን-ኣስመራን ጂኦፖለቲካዊ ወጥሪ ቀርኒ ኣፍሪቃን

ዓመተ 2024 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኲናት፡ ወጥርን ምትፍናን፡ ከምኡ'ውን ሰብኣዊ ቅልውላዋት ዝዓብለላ ኰይና'ያ ሓሊፋ። እዞም ዓበይቲ ጂኦፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያዊ ጸጥታዊን ፖለቲካዊን ብድሆታትን ነቲ ዞባ ብሓፈሻን ንገለ ሃገራት ድማ ብፍላይ ናብ ዘይምርግጋእ ሸሞም ብምህላዎም ከቢድ ዞባዊ...

  • Jan 03
ኤርትራ፡ ቀንዲ ፍጻመታት ዓመተ 2024
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ቀንዲ ፍጻመታት ዓመተ 2024

ኣብ ኤርትራ፡ ኣብዛ እነፋንዋ ዘለና ዓመተ 2024፡ ካብ ጥሪ ክሳዕ ታሕሳስ ዝተራእዩ ፍጻመታት ብሕጽር ዝበለ ዝርዝራት ቀሪቡ ኣሎ።ብሕልፊ ኣብ መዳይ ዲፕሎማሲ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ግብጺ፡ ኢጣልያ፡ ቻይናን ደቡብ ኮርያን ምብጻሕ ኣካይዱ። ብኻልእ መዳይ፡ ንፕረዚደንት...

  • Jan 02
ቢንያም ግርማይ፡ ዓመተ 2024 ኣፍሪቃን ኤርትራን ዝወረቓሉ ዓመት
ትግርኛ

ቢንያም ግርማይ፡ ዓመተ 2024 ኣፍሪቃን ኤርትራን ዝወረቓሉ ዓመት

ቢንያም ግርማይ ኣብ ዓመተ 2024 ዘመዝገቦ ሓደሽቲ ክብረ ወሰናት ምጽብጻብ ንባዕሉ ሓደ ነብሱ ዝኸኣለ ስራሕ'ዩ። ቢንያም፡ ነዚ ሓደሽቲ ክብረወሰናት ንምምዝጋብ፡ እቲ ንልምምድ ዝዘወሮ...

  • Jan 01
ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ግዜኡ ዝሓለፈ ፍሉጥ ደራሲ
ትግርኛ

ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ግዜኡ ዝሓለፈ ፍሉጥ ደራሲ

ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ቅንያት ልደት፡ እቲ ስነጽሑፍ ኤርትራ ንቕድሚት ኣብ ምውንጫፍ ዓቢ ጽልዋ ክገብር ተስፋ ዝተነብረሉ ስሙይ ደራሲ ተስፋየ ገብረኣብ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ኣጋካሃን ናይሮቢ ከምዝዓረፈ ምስተነግረ ብዙሕ ፈታዊኡ ሰንቢዱ።እዚ ካብ ኤርትራውያን ስድራ ቤት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ ዝዓበየ...

  • Dec 30
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15

Page 11 of 33

Must Read

መንግስቲ ፖላንድ: በይና ንዝሓረሰት ኤርትራዊት ስደተኛ 'ካብ ዶብ ኣይመለስክዋን' ኢሉ
መንግስቲ ፖላንድ: በይና ንዝሓረሰት ኤርትራዊት ስደተኛ 'ካብ ዶብ ኣይመለስክዋን' ኢሉ
ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ
ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ
ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም
ሶፊያ፡ ኣብ ሓያለ ዓለምለኻዊ ፌስቲቫላት ዝተሸለመት ኤርትራዊት ፊልም
Meet Rimon: The Eritrean Singer Blurring the Lines Between R&B and Alternative Music
Meet Rimon: The Eritrean Singer Blurring the Lines Between R&B and Alternative Music
ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ
ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ
ክልተ ኤርትራውያን ኣብ መስመር ኬንያ-ዩጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ሞይቶም
ክልተ ኤርትራውያን ኣብ መስመር ኬንያ-ዩጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ሞይቶም
ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ
ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ
ስዊዘርላንድ ምስ ኤርትራ ንምዝርራብ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ክትልእኽ እያ
ስዊዘርላንድ ምስ ኤርትራ ንምዝርራብ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ክትልእኽ እያ
Liberty English –Language Organ of the Eritrean People ’s Democratic Party - EPDP
Liberty English –Language Organ of the Eritrean People ’s Democratic Party - EPDP
Eritrea pays to free its supporters from Israel's jails after riots
Eritrea pays to free its supporters from Israel's jails after riots
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo