Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ፕረዚደንት ሶማልያ ናብ ኣስመራ ዘመላልሶ ዘሎ ጉዳይ እንታይ'ዩ?
ትግርኛ

ፕረዚደንት ሶማልያ ናብ ኣስመራ ዘመላልሶ ዘሎ ጉዳይ እንታይ'ዩ?

ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ ወግዓዊ ዑደት ንምክያድ፡ ብቕድሚ ትማሊ ናብ ኣስመራ ድሕሪ ምእታዉ፡ ምኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ መራሕቲ ናይ ክልተአን ሃገራት ኣብ ዘቤታውን ዞባውን ጉዳያት፡ "ዓሚቕ ዘተ" ከም ዘካየዱ፡ ኣብ ማሕበራዊ ገጽ `x` ገሊጹ። እዚ ፕረዚደንት ሶማልያ ናብ ኣስመራ...

  • Dec 28
ኤርትራ-ሽወደን፡ ኣርሀ ሓመድናካ ምሉእ ዕድመ ቃልሲ ንፍትሕን ናጽነትን
ትግርኛ

ኤርትራ-ሽወደን፡ ኣርሀ ሓመድናካ ምሉእ ዕድመ ቃልሲ ንፍትሕን ናጽነትን

ኣብዚ ቐረባ እዋን ብዛዕባ ዛንታ ዓወትን ኣብነታዊ ስራሕን ታሪኽ ህይወት ኣባል ባይቶ ሽወደን ነበርን ኣቦ ስድራን ከምኡ'ውን ተጋዳላይ ተሓኤ ነበር ኣርሀ ሓመድናካ እተዘንቱ መጽሓፍ ብቛንቋ ዓረብ ብዶ/ር ዑመር ዘርኣይ ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ቀሪባ ከምዘላ ይፍለጥ። ...

  • Dec 26
ጉጅለ ህግደፍን ህዋሐትን ብልጽግናን ሰብ ሐደ ዕላም ይብሎምን ባእሲ
ትግርኛ

ጉጅለ ህግደፍን ህዋሐትን ብልጽግናን ሰብ ሐደ ዕላም ይብሎምን ባእሲ

ቶባእ ድሕሪ ደጊም፣ሽጣራ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ፣ከም መምህሮም ልቦም ዘይርከብ፣ትማሊ ብዑሉማት ኣዛብእ ዝሕሎ ከምዘይ በልካዮ፣ሎሚ ፕረስደንት ሃገር ኤርትራ ሰሚኻዮ፣መንድዩ ኣይከሰርናን ሐደ ህዝቢ ኢና...

  • Dec 24
ካብ ኣዲስ ኣበባ ንኤርትራ ዝስጎጕ ስደተኛታት ኣበይ ይኣትው?
ትግርኛ

ካብ ኣዲስ ኣበባ ንኤርትራ ዝስጎጕ ስደተኛታት ኣበይ ይኣትው?

ቅድሚ ክልተ ሰሙን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዋርሕ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ብመንገዲ ቡሬ ናብ ሃገሮም ከም ዝጠረዞም ክግለጽ ጸኒሑ። ክፍሊ ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ግን "ኢትዮጵያ፡ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ሰጒጓ፡" ዝብል ወረ ቅኑዕ ከምዘይኰነን ብሓይሊ...

  • Dec 21
ኤርትራ፡ 75 ሚልዮን ዶላር ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር ኣለዋ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ 75 ሚልዮን ዶላር ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር ኣለዋ

ኤርትራ፡ ዝተዋህለለ ዕዳ መንገድታት ኣየር፤ ንዝነውሐ ዓመታት ብዘይምኽፋላ፡ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምእትስራዕ፡ ኣህጉራዊ ማሕበር መጓዓዝያ ኣየር ኣፍሊጡ።እቲ ማሕበር ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ...

  • Dec 19
ኤርትራውያን ኣብ ኮንትሮባንዳን ዘይሕጋዊ ተግባራት ይነጥፉ ኣለዉ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ
ትግርኛ

ኤርትራውያን ኣብ ኮንትሮባንዳን ዘይሕጋዊ ተግባራት ይነጥፉ ኣለዉ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲን ካልአ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይዋፈሩ ኣለዉ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ።እቲ ክፍሊ ኣብ...

  • Dec 17
‘ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ኣብ ቁጠባ ኡጋንዳ ኣበርኪቶም’
ትግርኛ

‘ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ኣብ ቁጠባ ኡጋንዳ ኣበርኪቶም’

ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ኣውፈርቲን ካልኦት ዕዱማትን ዝሳተፍዎ ዋዕላ፣ ን21 ታሕሳስ ክካየድ ተመዲቡ ከምዘሎ መርበባት ዜና ካብ ካምፓላ ሓቢረን።እቲ...

  • Dec 17
ኤርትራ፡ ታሪኻዊ መስመር ባቡር ናበይ ኣበለ?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ታሪኻዊ መስመር ባቡር ናበይ ኣበለ?

እቲ ካብ ወደብ ባጽዕ ጀሚሩ ጊንዳዕን ኣስመራን ረጊጹ ንከረን ሓሊፉ ብኣቑርደት ኣቢሉ ድማ ኣብ ቢሻ ዝበጽሕ ዝነበረ 306 ኪ.ሜ. ዝንውሓቱ ሓዲድ ብኸመይ ዓንዩ? ንምንታይከ ብግቡእ ክጽገን ዘይተኻእለ? ኢሎም ዝውከሱ ብዙሓት እዮም።ሓደ...

  • Dec 16
ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ምስጓጕ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ሻቕሎቱ ገሊጹ
ትግርኛ

ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ምስጓጕ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ሻቕሎቱ ገሊጹ

ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ምጥራዞም ከምዘሻቐሎ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ንሕቶታት ቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ ብዛዕባ'ቲ ዝካየድ ዘሎ ምስጓጒ ኤርትራውያን "ኣፍልጦ" ከምዘለዎ ብምሕባር፡ ክምለሱ...

  • Dec 14
ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናበይ ገጽ?
ትግርኛ

ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናበይ ገጽ?

ዋሽንግተን -ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ30 ሕዳር 2024 ምስ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኣብ ዓለምለኸ፡ ዞባዊን ዘቤታዊን ጉዳያት ዝምልከት ቃለ-መጠየቕ ገይሩ ነይሩ። ኣብዚ ን2 ሰዓትን 40 ደቓይቕን ዝኸደ ቃለ-ምልልስ፡ እተን ቀዳሞት ክልተ ሰዓታት ኣብ ዓለምለኸ ጉዳያት ብቐንዱ ግን ኣብ ኣመሪካ፡ ቻይና ከምኡ’ውን ከባቢያዊ...

  • Dec 14
ኤርትራ፡ መበል 6ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተመሪጾም
ትግርኛ

ኤርትራ፡ መበል 6ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተመሪጾም

ኣቡነ ባስልዮስ መበል 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብምዃን ተመሪጾም። ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ ሎሚ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ምርጫ ሲኖዶስ'ዮም ዝለዓለ ድምጺ ብምርካብ ነቲ ጥርሑ ዝጸንሐ መንበረ ፓትሪያርክ ክርከቡ ተሓርዮም ዘለዉ። ኣብቲ ምርጫ 85 ኣባላት...

  • Dec 10
ኤርትራ፡ መስርሕ ምርጫ ፓትርያሪክ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ንምዕዛብ ጳጳስ ኤለክሳንድርያ ኣስመራ ኣቲዮም
ትግርኛ

ኤርትራ፡ መስርሕ ምርጫ ፓትርያሪክ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ንምዕዛብ ጳጳስ ኤለክሳንድርያ ኣስመራ ኣቲዮም

ሻዱሻይ ፓትርያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሎሚ ከምዝምረጹ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ ኦርተሮዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክረስትያን ኤርትራ ሓቢራ።ነዚ መስርሕ ምርጫ ንምዕዛብ ብጳጳስ ኤለክሳንድርያ ፓትሪያሪክ መንበረ ማርቆስ ጳጳስ ቴዎድሮስ ካልኣይ ዝተወከሉ ልኡኻን ቅዱስ ሲነዶስ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ግብጺ'ውን ትማሊ...

  • Dec 10
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16

Page 12 of 33

Must Read

ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም
ንወዲ ሃገሮም ዝቐተሉ ኤርትራውያን ተፈሪዶም
ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ
ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ
ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም
ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም
ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብሓድሽ ሕጊ ስደት ኣውሮጳ ብኸመይ ይጽለዉ?
ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብሓድሽ ሕጊ ስደት ኣውሮጳ ብኸመይ ይጽለዉ?
A fifth of migrants crossing Channel on small boats are Eritreans
A fifth of migrants crossing Channel on small boats are Eritreans
ኤርትራ፡ ኢጣልያዊ ሚኒስተር ዝተፈላለዩ ትካላት ይበጽሕ
ኤርትራ፡ ኢጣልያዊ ሚኒስተር ዝተፈላለዩ ትካላት ይበጽሕ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ
ፐን ኤርትራ፡ ፍሉጥ ጸሓፍን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ዕዉት ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ኰይኑ
ፐን ኤርትራ፡ ፍሉጥ ጸሓፍን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ዕዉት ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ኰይኑ
ምቅይያር ኪዳናት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ጽልዋታቱን ሳዕቤናቱን
ምቅይያር ኪዳናት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ጽልዋታቱን ሳዕቤናቱን
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሳስ ዑደት መራኽብ ከተካይድ’ያ
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሳስ ዑደት መራኽብ ከተካይድ’ያ
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo