Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጐሰዮም ቀንዲ ሕቶታት ህዝቢ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጐሰዮም ቀንዲ ሕቶታት ህዝቢ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ሃንደበታዊ ክብሃል ዝክኣል ቃለመሕትት ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኣካይዱ ነይሩ። ዋላ'ኳ ኣብቶም ቀዳምነታት ህዝቢ ዘይኮኑ ዓበይቲ ጉዳያት ወጻኢ ብምትኳር ሰፊሕ ሓተታታት ብምሃብ ዝፍለጥ እንተኾነ፡ ኣብዛ ቀንዲ ትካላት መንግስቲን ደሞክራስን ዝፈረሱላ ሃገር...

  • Dec 07
ኤርትራ፡ ኣብ 'ክፉትነት ቪዛ ኣፍሪቃ’ መበል ክንደይ ትስራዕ?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ኣብ 'ክፉትነት ቪዛ ኣፍሪቃ’ መበል ክንደይ ትስራዕ?

ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ደረጃ ክፉትነት ቪዛ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ በኒን፣ ጋምብያ፣ ሩዋንዳን ሲሸልስን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ተሰሪዐን ኣለዋ። እዚ ማለት ኣፍሪቃውያን ናብዘን ሃገራት ንምእታው ቪዛ ኣየድልዮምን ማለት እዩ። ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ሱዳን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ተሰሪዓላ፡ ሊብያ፣ ኢኳቶርያል...

  • Dec 05
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ኣውቶቡሳት ዝተጻዕኑ ኤርትራውያን ብመንገዲ ዓሰብ-ቡረ ሰጕጓ
ትግርኛ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ኣውቶቡሳት ዝተጻዕኑ ኤርትራውያን ብመንገዲ ዓሰብ-ቡረ ሰጕጓ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ እናገፈፈ ቀይድዎም ዝጸንሐ ኣማኢት ኤርትራያን፣ ካብቲ ትማሊ 03 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ብመንገዲ ዓሰብ – ቡሬ ናብ ኤርትራ ይሰጎም ከምዘሎ...

  • Dec 05
‘መቐመጫይ ተንኪፉኒ’ ብምባል፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ዝቐተለት ኣመሪካዊት ኣብ ጀርመን፣ ‘ርእሰይ ንምክልኻል’የ ኢላ
ትግርኛ

‘መቐመጫይ ተንኪፉኒ’ ብምባል፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ዝቐተለት ኣመሪካዊት ኣብ ጀርመን፣ ‘ርእሰይ ንምክልኻል’የ ኢላ

ጓል 20 ዓመት ኣመሪካዊት መንእሰይ ነበሪት ጀርመን፣ ከተማ ካይዘርስላውተርን፣ ኣብ መዓርፎ ባቡር፣ መቐመጫይ ተንኪፉኒ ብዝብል ክሲ፣ ንወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ብምቕታላ፣ ኣብ...

  • Dec 05
ቢቢሲ 100 ደቂ ኣንስትዮ፡ ኤርትራዊትን ኢትዮጵያዊትን ዝርከባሉ ዝርዝር ቢቢሲ ብሉጻት ደቂኣንስትዮ 2024
ትግርኛ

ቢቢሲ 100 ደቂ ኣንስትዮ፡ ኤርትራዊትን ኢትዮጵያዊትን ዝርከባሉ ዝርዝር ቢቢሲ ብሉጻት ደቂኣንስትዮ 2024

ቢቢሲ ን2024 ካብ መላእ ዓለም ዝተሓረያ 100 ኣነቓቓሕትን ጸለውትን ደቂ ኣንስትዮ ዝሓዘ ዝርዝሩ ወግዓዊ ገይሩ'ሎ። ካብ መንጎአን ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ሰላም ናድያ ሙራድ፡ ግዳይ ዓመጽ ጎስጓሲትን ጂዘል ፔሊኮት፡ ተዋሳኢት ሻሮን ስቶን፡ ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ሬቤካ ኣንድራድን ኣሊሰን ፌሊክስን፡ ደራፊት...

  • Dec 04
‘ኣብ ግጭት እትርከብ ሱዳን፣ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ኣዕቝባላ’ ሕቡራት ሃገራት
ትግርኛ

‘ኣብ ግጭት እትርከብ ሱዳን፣ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ኣዕቝባላ’ ሕቡራት ሃገራት

ካብ ሚያዝያ 2023 ኣትሒዛ ብኵናት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት እትሕመስ ዘላ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቝባ ከምዘላ ሕቡራት...

  • Dec 03
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ እንታይ ይብል?
ትግርኛ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ እንታይ ይብል?

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምሸት ቀዳም 30 ሕዳር ምስ ማዕከናት ዜና ኤርትራ፡ ልዕሊ ክልተ ሰዓትን ፈረቓን ዝወሰደ፡ ኣብ “ልምዓታዊ መደባት” እታ ሃገር፡ ጉዳይ ጐረባብቲ ሃገራትን ዓለምን ኣመልኪቱ ቃለመጠይቕ ኣካይዱ።እቲ ፕረዚደንት ኣብ መደባት ልምዓትን ህንጻን ኣገልግሎታት መጓዓዝያን ካልእን...

  • Dec 02
ኤርትራ፡ ካብ ሃሳዪ ልምዲ ምኽንሻብ ደቂኣንስትዮ ናጽነተን ዝኣወጃ ከባቢታት
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ካብ ሃሳዪ ልምዲ ምኽንሻብ ደቂኣንስትዮ ናጽነተን ዝኣወጃ ከባቢታት

ምኽንሻብ ኣዋልድ ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ዝፍጸም ሃሳዪ በደልን ምግሃስ መሰልን ብምዃኑ ብዓለም ደረጃ ዝተፈንፈነን ብሕጊ ዝተኣገደን'ዩ። እንተኾነ ግን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ብዘሎ ድሑር እምነታትን ባህልታትን ክሽቦ ጓል-ኣንስተይቲ ይቕጽል ከምዘሎ ጸብጻባት ትካላት ሕቡራት ሃገራት...

  • Nov 30
ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ፡ 'ዘይምኽንያታዊ ግፋን ማእሰርትን መሪርና'
ትግርኛ

ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ፡ 'ዘይምኽንያታዊ ግፋን ማእሰርትን መሪርና'

ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሰፊሕ ግፋ ይካየድ ምህላዉ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብታ ከተማ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ከምዚ ዝበለ ተርእዮ ሓድሽ'ኳ እንተዘይኰነ ኣብዚ እዋን ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ጃምላዊ ማእሰርቲ ብምዃኑ ኣብ ዓቢ ሻቕሎትን ተስፋ ምቝራጽን ከም ዘእተዎም ነበርቲ...

  • Nov 30
'ኤርትራ ዘለዉ ዘኽታማትን ኣብ መዓስከራት ዘለዉ ቈልዑን' ዘተኰረት ተወዳዳሪት ሚስ ፕላነት
ትግርኛ

'ኤርትራ ዘለዉ ዘኽታማትን ኣብ መዓስከራት ዘለዉ ቈልዑን' ዘተኰረት ተወዳዳሪት ሚስ ፕላነት

ቅድሚ ገለ ዓመታት ዝጀመረ ውድድር ቍንጅና ሚስ ፕላነት፡ ሓደ ካብቶም ዓቢ ተቐባልነትን ጽልዋን ረኺቦም ዘለዉ ዓለማዊ ውድድራት እዩ። ኣብ ሕበረተሰበን ጸለውትን ኣፍረይትን ዝዀና ወይዘራዝር ብምትብባዕ ድማ፡ ንመትከላት ሕቡራት ሃገራት ምርኩስ ብምግባር ኣብ ውሕስነት ዕቃበ ፕላነትን ህይወት ደቅሰብን...

  • Nov 29
ጸኒሑ ዝተኣለየ ኣዘራራቢ ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን
ትግርኛ

ጸኒሑ ዝተኣለየ ኣዘራራቢ ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን

ትማሊ ሰሉስ 26 ሕዳር 2024 ወኪል ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል ምስ ኤምባሲ ሜድያ ዘካየዶ ዘይልሙድ ቃለ መሕትት ኣብ ዩቲዩብ ቻነል ተፈንዩ ነይሩ። ኣብቲ...

  • Nov 30
ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዝነብሩላ ካናዳ፡ ስለምንታይ ግዳም ሓደርነት በዚሑ?
ትግርኛ

ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዝነብሩላ ካናዳ፡ ስለምንታይ ግዳም ሓደርነት በዚሑ?

ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ካብ ሃገሮም ዝወጹ ኤርትራውያን - ኢትዮጵያውያን'ውን ከይተረፈ፡ ኣብተን ከም መሰጋገሪ ዝረግጹወን ጐረባብቲ ሃገራት ኰይኖም መብዛሕትኦም ናብ ሳልሳይ ሃገር እዮም ዘቋምቱ። ካናዳ ሓንቲ ካብተን ዜጋታት እዘን ሃገራት ብብዝሒ ዝኸዱላን ዝቕመጡላን ሃገር እያ። ኣብዛ ሃገር፡ ቍጽሪ ግዳም...

  • Nov 28
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17

Page 13 of 33

Must Read

ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ
ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራውያን ፖሊስ ንክልተ ቀይዱ
ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍ ሞት ዝጸንሑ ስደተኛታት ረዳኢት መርከብ ረኺቦም
ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ኣፍ ሞት ዝጸንሑ ስደተኛታት ረዳኢት መርከብ ረኺቦም
How Minneapolis comedian John Gebretatose turned his mother’s survival story into Good Camel Comedy
How Minneapolis comedian John Gebretatose turned his mother’s survival story into Good Camel Comedy
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
 Ethiopia and Eritrea  (Part One)
Ethiopia and Eritrea (Part One)
ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ
ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ
ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም
ኣቡነ ሊዮ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ጋዜጠኛታት ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ጸዊዖም
How the US Destabilized the Horn of Africa
How the US Destabilized the Horn of Africa
ኣፍሪቃዊ መበቆል ዝውክሉ ባምቡላታት ብምስራሕ ናእዳ ዘትረፈት ኤርትራዊት-ሽወደናዊት ሳበል በራኺ
ኣፍሪቃዊ መበቆል ዝውክሉ ባምቡላታት ብምስራሕ ናእዳ ዘትረፈት ኤርትራዊት-ሽወደናዊት ሳበል በራኺ
ኤርትራ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ሽልማት መሰል ተዓዊቱ
ኤርትራ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ሽልማት መሰል ተዓዊቱ
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo