ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብምጥሓላ 8 ሰባት ሞይቶም
ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም ሸሞንተ ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ጃልባ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ፓስ-ደ-ካለይ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ቦሎን-ሱር-መር ኣብ ዝርከብ ማያት ድሕሪ ሰዓት 01፡00 [ብኣቈጻጽራ እታ ሃገር] ኣብ ጸገም ድሕሪ ምእታዋ፡ ኣገልግሎት ህይወት ኣድሕን...
ዑስማን ዓብዱልራሒም -- 60 ዓመታት ኣብ መድረኽ፣ መረዋሕ ድምጺ፡ ንስለ ፍቕሪ
ዋሽንግተን —ኣብ 1948 ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየን ዝተማህረን ዑስማን ካብ ብንእሽቶኡ እንከሎ ፍቕሪ ሙዚቃ ሓዲሩዎ።ዑስማን ዓብዱልራሒም ከም በዓል “ኣብ ከተማ ምጽዋዕ”፡ “ፍቕሪ ዕዉር ኣሚነ”፡ “ጸላም ብሮት ዘላት” “ዓቕሊ ጽበት”፡ “ኣብ ገዛና ዘለኹም”፡ “ክልእከክን ረጋቢት”፡ “ናይ ኣካል ቪታሚን” ወዘተ....
ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ መሰል ደገፍቱ ክሕሎ ዝጽውዕ ሰልማዊ ሰልፊ ኣካይዱ
ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ደግፍቱ፡ ናይ ምእካብ፡ ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽን ካልእን መሰላቶም ክሕሎ ዝጽወዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ኣብቲ ሎሚ...
ኣብ ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
ኣዲስ ኣበባ —ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ዝቖሰሉን ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ንድምፂ ኣመሪካ...
ሃገርና ኤርትራ ሓደ ካብ’ቶም ዓበይቲ ስነጥበባውያን ኸሲራ!!
ህቡብ ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ዑስማን ዓብደልረሒም ብዕለት 07 መስከረም 2024 ዓም ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን ብሕማም ዓሪፉ። ዑስማን በዓል ሓዳርን ኣቦ 5 ውሉዳትን እዩ።
ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ
ህቡብ ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ሰንበት 8 መስከረም ኣብ መበል 76 ዓመቱ ኣብ ሽወደን ከምዝዓረፈ፡ ኣዝማዱን ፈተውቱን ንቢቢሲ ሓቢሮም።ኣብ 1948 ኣብ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ዑስማን፡ ካብ ግዜ ንእስነቱ - ኣብ ፈለማ 60ታት ኣትሒዙ ኣብ ሙዚቃ ዓለም ዝኣተወን ካብቶም ኣብ 60ታት...
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
ባሕቲ መስከረም ታርኻዊት ዕለት፣ጽንብል መበል 63 ዓመት፣ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ብጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተን ሐርበኛታት ብጾቱን ብ61ባሕቲ መስከረም፣ ዝተጀመረ ብረታዊ ቃልሲ፣ድሕሪ 30 ዓመት ብረዚን መስዋእቲ (ብ91ምስ ተዛዘመ።
ቱርኪ ንኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ካብ ምጥራዝ ክትቁጠብ ኣምነስት ጸዊዑ
ተጣባቒ ሰብኣዊ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣማኢት ኤርትራውያን ብሓይሊ ካብ ቱርኪ ናብ ሃገሮም ናይ ምጥራዝ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ገሊጹ። ኣምነስት ኢንተርናሽናል ትማሊ ኣብ ትሕቲ “ሓደጋ ብሓይሊ ምምላስ ኣንጸላልይዎም ዘሎ ኤርትራውያን’ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቶም ኣብ ቱርኪ ዝርከቡ ኤርትራውያን...
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓያሎ ኤርትራውያን ሞይቶም
ካብ ገማግም ባሕሪ ሰሜን ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብንእሽቶ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ 12 ሓተቲ ዑቕባ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ፖሊስ ዝሃቦ ዘሎ ሓበሬታ መብዛሕቶም...
ስዊዘርላንድ፣ 260ኤርትራውያን ንምስጓግ ትደፍኣሉ
ስዊዘርላንድ፣ ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዝነትጽጉ 260 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምስጓግ ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበብ ዜና ኢንፎ ማይግራንት ሓቢሩ። ፖለቲከኛታት ስዊዘርላንድ፣ ንምስጓግ እቶም...
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሳስ ዑደት መራኽብ ከተካይድ’ያ
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሃስ ዘኽእል ዑደት ጭፍራ መራኽብ ከተካይድ ምዃና ኣፍሊጣ። እተን ዳህሰስቲ ዕምቆት ባሕሪ፣ ክኢላታት ጥልቀትን ተመራመርቲን...
መገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ናይ ኤርትራ በረራኡ ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ካብን ናብን ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በርራ ካብ ጽባሕ ሰሉስ 3 መስከረም 2024 ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ። እቲ ሰኑይ 2 መስከረም ብመገዲ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ “መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ኣሸጋሪ ዕንቅፋታት ስራሕ ካብ...