Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ንፍትሒ
ትግርኛ

ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ንፍትሒ

ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ንፍትሒ ካብ 17 ክሳብ 23 መስከረም 2024 “ብሓድነትና፡ ናብ ዓወትና’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሱሩዕ ኣኬባኡ ኣካይዱ።

  • Sep 30
ኤርትራ፡ ሶማልን ግብጽን ጽኑዕ ምሕዝነት ኣለና ይብላ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ሶማልን ግብጽን ጽኑዕ ምሕዝነት ኣለና ይብላ

ግብጺ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሶማል ዝጀመረቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ተወሳኺ ኣጽዋር ከምዘእተወት ተሓቢሩ። እቲ ጸረ–ነፈርቲ፣ ድሩዓት መካይንን ከበድቲ ብረታትን ዘጠቓለለ ኣጽዋር...

  • Sep 25
ሆላንድ፡ ኣብ ናዕቢ ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ክሳብ 4 ዓመት ዝበጽሕ ማእሰርቲ ተፈሪዶም
ትግርኛ

ሆላንድ፡ ኣብ ናዕቢ ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ክሳብ 4 ዓመት ዝበጽሕ ማእሰርቲ ተፈሪዶም

ቤት-ፍርዲ ሆላንድ (ነዘርላንድስ) ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ለካቲት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዘጋጠመ ጎንጺ ብዝተሓሓዝ ሎሚ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ኣብ 'ዴንሃኽ' (The Hague) ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሎሚ ሰኑይ ዕለት 23 መስከረም 2024 ኣብ ዝነበሮ መጋባእያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮሃንስ ኣብርሃ ዝርከብዎም...

  • Sep 24
ኢትዮጵያ-ኤርትራ፡ ተዘክሮታት ኣቶ ኣማኒኤል ኣብራሃም
ትግርኛ

ኢትዮጵያ-ኤርትራ፡ ተዘክሮታት ኣቶ ኣማኒኤል ኣብራሃም

ሓደ መዓልቲ ኣቶ ኣማኒኤል፡ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሃይለስላሰ ብዛዕባ ኤርትራ ዘረባ ሞሊቑዎም ኣሰር ኣብ ሓዊ ኣትዮም ነበሩ። እቲ "ጌጋ"፡ ከም ሓቂ ጌጋ ኣይነበረን። ብኣረኣእያ ንጉስ ግን ከም ጌጋ ስለ ዝተወስደ ኣቶ ኣማኒኤል ክቕጽዑ ናይ ግድን ነበረ። እዚ ጽሑፍ እዚ እምበኣር ኣብቲ ዛንታ...

  • Sep 23
ሰውራዊ ምሕዝነት / ኤርትራ ፈለስጢን
ትግርኛ

ሰውራዊ ምሕዝነት / ኤርትራ ፈለስጢን

2ይ ውግእ ዓለም ከብቅዕ እንከሎ ፡ ኤርትራን ፈለስጢንን ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር / መግዛእቲ ብሪጣንያ`የን ነይረን ። ዓባይ ብሪጣንያ ብቲ ውሕሉልን ፉሉጡን ውድታዊ ኣሰራርሓኣ  ፈለስጢን ንጽዮናውያን ከተረክባ እንከላ ፡ ንኤርትራ ኸኣ ንፍዩዳላዊ ስርዓት እትዮጵያ...

  • Sep 21
ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ
ትግርኛ

ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ

ማሕበር ባሕሬኛታት ኤርትራ (ማባኤ)ከም መቀጸልታ ኣብ ህሉዉ ዞባዊ ኩነታት ቀይሕ ባሕሪ ጽልዉኡን ኣመልኪቱ ከቅርቦ ዝጸንሔ ትንታነታት ከም ዘመልከቶ ኣብ መስመር መጋዓዝያ እቲ ባሕሪ፣ ባሕሬኛታት፣ ድሕነት መስመር ቀይሕ ባሕርን ባህርያዊ ተፈጥርኡን ብመጥቃዕትታት...

  • Sep 21
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከቦም ሸሞንተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም
ትግርኛ

ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከቦም ሸሞንተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያን፣ ብናይ ጎማ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሸሞንተ ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ።እቶም ኣብዚ ሳልስቲ‘ዚ፣ ቡሎኝ ሱር ሜር ኣብ...

  • Sep 20
ኤርትራ፡ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ከም ዝሓተተ ተረጋጊጹ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ከም ዝሓተተ ተረጋጊጹ

ሓላፊ መደባት ስፖርት ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ (ቶፖ) ንሚኒስተሪ ዜና ኤርትራ ወኪሉ፡ ካብ 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ 2024 ናብቲ ፓሪስ ዝተኻየደ መበል 33 ውድድር ኦሎምፒክ ድሕሪ ምኻዱ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ሓቲቱ ከም ዘሎ እሙናት ምንጭታት...

  • Sep 19
ፐን ኤርትራ፡ ፍሉጥ ጸሓፍን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ዕዉት ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ኰይኑ
ትግርኛ

ፐን ኤርትራ፡ ፍሉጥ ጸሓፍን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ዕዉት ሽልማት ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት 2024 ኰይኑ

ፍሉጥ ደራሲን ተርጓምን ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ፡ ዕዉት ሽልማት ምግላጽ ሓሳባት ፐን ኤርትራ 2024 ኰይኑ ምርቍሑ፡ እቲ ትካል ብመርበብ ሓበሬታኡ ኣቃሊሑ። ዳኒኤል፡ ነዚ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ዝተዓወተ፡ ‘ሓላው እታ ወርቃዊት ገረብ’ እትብል ዓባይ ታሪኻዊት ልበወለዳዊት መጽሓፍ፡ ካብ ስርሓት ማርክ ትወይን...

  • Sep 19
ኤርትራ -- ጋዜጣታት ብሕቲ ዝተኣገዳሉ መበል 23 ዓመት ትዝክር
ትግርኛ

ኤርትራ -- ጋዜጣታት ብሕቲ ዝተኣገዳሉ መበል 23 ዓመት ትዝክር

ዋሽንግተን —ሎሚ 18 መስከረም 2024፡ መበል 23 ዓመት ምዕጻው ናጻ ፕረስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ፡ መሰል ምግላጽ ሓሳባትን ድንፋዐ ስነ-ጽሑፍን ዝጣበቕ ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ዝተሰየመ ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ድማ ናይዚ ዓመት ዕዉት መሰል ምግላጽ ሓሳባት ወግዓዊ ገይሩ ኣሎ። ኣብዚ ካብ 2019 ጀሚሩ ዓመታዊ...

  • Sep 19
ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኣብ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ዶባታ ዓጽያ
ትግርኛ

ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኣብ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ዶባታ ዓጽያ

ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ብዘሎ ሕማም ኮሌራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣርባዕተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 100 ድማ በቲ ሕማም ከምዝተጠቕዑ...

  • Sep 18
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብምጥሓላ 8 ሰባት ሞይቶም
ትግርኛ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ብምጥሓላ 8 ሰባት ሞይቶም

ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም ሸሞንተ ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ጃልባ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ፓስ-ደ-ካለይ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ቦሎን-ሱር-መር ኣብ ዝርከብ ማያት ድሕሪ ሰዓት 01፡00 [ብኣቈጻጽራ እታ ሃገር] ኣብ ጸገም ድሕሪ ምእታዋ፡ ኣገልግሎት ህይወት ኣድሕን...

  • Sep 17
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22

Page 18 of 33

Must Read

An African gulag so ghastly that inmates risk death to escape
An African gulag so ghastly that inmates risk death to escape
I recognised my sister in video of refugees captured in Sudan war
I recognised my sister in video of refugees captured in Sudan war
Prison, punishment and pushbacks: From Eritrea to Libya to Italy
Prison, punishment and pushbacks: From Eritrea to Libya to Italy
ቢንያም ግርማይ፡ ዓመተ 2024 ኣፍሪቃን ኤርትራን ዝወረቓሉ ዓመት
ቢንያም ግርማይ፡ ዓመተ 2024 ኣፍሪቃን ኤርትራን ዝወረቓሉ ዓመት
ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ?
ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ?
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት
ቱር ዲ ፍራንስ፡ ኤርትራዊ ቢንያም ሎሚ'ውን ቀዳማይ ብምውጻእ ‘ሃትሪክ’ ሰሪሑ
ቱር ዲ ፍራንስ፡ ኤርትራዊ ቢንያም ሎሚ'ውን ቀዳማይ ብምውጻእ ‘ሃትሪክ’ ሰሪሑ
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ስለምንታይ’ያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ንደረጃኣ ዝምጥን ዓወት ምምዝጋብ ስኢና?
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ስለምንታይ’ያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ንደረጃኣ ዝምጥን ዓወት ምምዝጋብ ስኢና?
ትውልደ ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ኢቦኒ ኦብሲዲያን ዝተዋስኣትሉ ፊልም 'ዘ-ሲክስ ትሪፕል ኤይት'
ትውልደ ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ኢቦኒ ኦብሲዲያን ዝተዋስኣትሉ ፊልም 'ዘ-ሲክስ ትሪፕል ኤይት'
Ethiopian Defense Chief Says Ethiopia Working to Secure Sea Access
Ethiopian Defense Chief Says Ethiopia Working to Secure Sea Access
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo