Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ርክብ ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን መንእሰያት -- ንስራሕን ሌላን
ትግርኛ

ርክብ ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን መንእሰያት -- ንስራሕን ሌላን

ዋሽንግተን —ሓሙስ 25 ሓምለ 2024 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ኣስታት 400 መብዛሕትኦም ሞያውያን ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን መንእሰያት ዝተኣኻኸቡሉ ናይ ምልላይን ርክባትን መደብ ተኣንጊዱ ኣምስዩ። እቲ ኣጋጣሚ ኪንዮ ፖለቲካዊ ማሕበራዊን ፍልልያት ኣብ ዝተፈላለየ ሞያ ንዘለዉ ኣብ ኣመሪካ ተወሊዶም ዝዓበዩ ወይ ድማ ድሒሮም ዝመጽኡ...

  • Jul 31
ካልጋሪ፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝተመስረተ ክሲ ተላዒሉ፣ ክሲ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ግና ይቕጽል
ትግርኛ

ካልጋሪ፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝተመስረተ ክሲ ተላዒሉ፣ ክሲ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ግና ይቕጽል

ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ካልጋሪ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ወርሒ መስከረም፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራን ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደቡ ደለይቲ ለውጢን ኣብ ዝተኻየደ ባእስን ዕግርግርን፣ ካብ...

  • Jul 31
ኤርትራ፡ እገዳ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምምሕዳራዊ ዶ ፖለቲካዊ?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ እገዳ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምምሕዳራዊ ዶ ፖለቲካዊ?

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን በዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰንኪ “ዘይርትዓዊ ወሰኽ ዋጋታት ትኬት፡ ምዕናውን ምጥፍፋእን ንብረት ገያሾ፡ ምድንጓይ በረራን ምክልባት ተጓዓዝትን፡” ካብ 30 መስከረም 2024 ጀሚሩ፡ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ በረራታት ደው ንኸብል ወሲኑ።

  • Jul 31
ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ፖርት ሱዳን ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ተገሊጹ
ትግርኛ

ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ፖርት ሱዳን ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ተገሊጹ

ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ንፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፖርት ሱዳን ክበጽሕ ወግዓዊ ዕድመ ከምዘቕረበሉ...

  • Jul 31
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ትግርኛ

ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት

ኣፍሪቃ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንመጀመርታ ግዜ 50 መዳልያታት ብምርካብ ቅድሚ ሕጂ በጺሓቶ ዘይትፈልጥ ብራኸ ንምሕኳር ኣንቂዳ ኣላ።ኣትሌታት ኣፍሪቃ ኣብ 32 ዓይነታት ስፖርት ኣብ 329 ውድድራት ብምስታፍ ኣብ ፓሪስ ደሚቖም ክወጽኡን ሓዲሽ ክብረ ወሰን ከመዝግብሉ ዝኽእሉን ዕድላት ወለል ኢሉ...

  • Jul 27
ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ወሲና
ትግርኛ

ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ወሲና

በዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣስመራ ከካይዶ ዝጸንሐ በረራታት ከቋርጾ ከምዝወሰነ ብዘውጽኦ ምልክታ ኣፍሊጡ።

  • Jul 25
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ዕግርግር ንምክልኻል ተወሳኺ ምድላዋት ይገብር
ትግርኛ

ፖሊስ ሽወደን ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ዕግርግር ንምክልኻል ተወሳኺ ምድላዋት ይገብር

ፖሊስ ሽወደን ካብ 25 ክሳብ 28 ሓምለ ኣብ ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ክኽሰት ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምክልኻል ናይ ትሪኮላታ ሓጹርን ካልእ ነገራት ሓዊስካ ተዳልዩ ከም...

  • Jul 24
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል
ትግርኛ

ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል

ጅንጅብል መን እንተበሉኻስ መን ትብል’’ኤርትራዊ ተመሲልካ(ምድንጋራት ያኣክል) ኣብ ባይታ ምስ ወረድና» ኣብ ከተማታትን ገጠራትን ሃገርና’’ምስ ህዝብና ኮና’’ጸረ ጉጅለ ህግደፍ ክነዕውቶ...

  • Jul 22
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቀዳማይ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ኰይኑ
ትግርኛ

ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቀዳማይ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ኰይኑ

ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብቲ ሎሚ ዓመት ንመበል 111 ግዜ ዝተኻየደ 21 መድረኻት ዝነበሮ ቱር ዲ ፍራንስ ኣብታ ንተቐዳደምቲ ቅጽበታዊ ውድድር ትውሃብ ቀጠልያ ማልያ 387 ነጥቢ ብምውህላል ቀዳማይ ኰይኑ ውድድሩ ዛዚሙ’ሎ።

  • Jul 21
ኤርትራን እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ መድሃኒት ዝጻወር ዓሶ የስፋሕፍሕ ኣሎ
ትግርኛ

ኤርትራን እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ መድሃኒት ዝጻወር ዓሶ የስፋሕፍሕ ኣሎ

ተመራመርቲ መድሃኒት ሕማመ ዓሶ ምጽዋር ዓቕሚ ዘለዎም ጽግዕተኛ ሕማም ዓሶ ኣብ ኣፍሪቃ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ብህጹጽ ስጕምቲ እንተዘይተወሲዱ ህይወት ሚልዮናት ንሓደጋ ተቓሊዑ ከምዘሎ ኣጠንቂቘም። እዚ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ...

  • Jul 19
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
ትግርኛ

ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም

ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ 18,638 ተማሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ፣ እቶም ኣስታት 75% ከምዝተረፉ ተሓቢሩ።

  • Jul 19
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25

Page 21 of 33

Must Read

Habteab Yemane: high court judge in Eritrea, refugee in Switzerland
Habteab Yemane: high court judge in Eritrea, refugee in Switzerland
ዑስማን ዓብዱልራሒም -- 60 ዓመታት ኣብ መድረኽ፣ መረዋሕ ድምጺ፡ ንስለ ፍቕሪ
ዑስማን ዓብዱልራሒም -- 60 ዓመታት ኣብ መድረኽ፣ መረዋሕ ድምጺ፡ ንስለ ፍቕሪ
'ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኲናት ክትወልዕ ትሓስብ ኣላ' - ፕረዚደንት ነበር ሙላቱ ተሾመ
'ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኲናት ክትወልዕ ትሓስብ ኣላ' - ፕረዚደንት ነበር ሙላቱ ተሾመ
ትውልደ ኤርትራዊ ፍሉጥ ከሻኒን ሓንቲ ኣደን ኣብ ለንደን ተቐቲሎም
ትውልደ ኤርትራዊ ፍሉጥ ከሻኒን ሓንቲ ኣደን ኣብ ለንደን ተቐቲሎም
ኤርትራ፡ ኢንዱስትሪያዊ ምዕባለኣ ካበይ ናበይ?
ኤርትራ፡ ኢንዱስትሪያዊ ምዕባለኣ ካበይ ናበይ?
ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ
ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ እቲ ዝደምቕ ዘሎ ኮኾብ ኒውካስል
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ እቲ ዝደምቕ ዘሎ ኮኾብ ኒውካስል
Eritrea calls for 'pressure' on Ethiopia to respect neighbours' 'sovereignty'
Eritrea calls for 'pressure' on Ethiopia to respect neighbours' 'sovereignty'
Three decades, one leader - how Eritreans had their hopes dashed
Three decades, one leader - how Eritreans had their hopes dashed
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo