ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒስክ ፓሪስ 2024፣ ብ14 ስፖርተኛታት ክትውከል’ያ
ኤርትራ ኣብ‘ቲ ካብ 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ኣብ ከተማ ፓሪስ ዝሰላሰል መበል 33 ውድድር ጸወታታት ኦሎምፒክስ፡ ኣብ ዓውዲ ኣትለቲክስ፡ ብ10 ብስፖርታውያን ክትካፈል ምዃና ካብ መርበብ ሓበሬታ World Atheltics ዝተረኸበ...
መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ናብ ቀዳም ኣብ ዝውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ቀሺ ዝርከቦም፡ ሸውዓተ ኤርትራውያን ብዕጡቓት ብሳንጃ ተወጊኦም
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ጎንደር፡ ከባቢ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ናብ ቀዳም 06 ሓምለ 2024 ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ቀሺ ዝርከቦም፡ ሸውዓተ...
ኤርትራ፣ ቆልዑት ስድርኦም ኣመንቲ ክርስትና ጥራይ ስለ ዝኾኑ፣ ምስ ወለዶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም..........
ብዙሓት ካብኣቶም ደቂንስትዮን ህጻናትን እዮም።ኣብ ኤርትራ ኣደ ቆልዑ ዝኾና ኣመንቲ ኣዴታት ኣብ ዝቕይዳሉ እዋን፣ ሓላፍነት ናይ ቆልዑ ዝወስድ ኣቦ እንተዘይሃልዩ ክሳብ ትሕቲ ሓደ...
ሓድሽ ዜና፡ ቀጠልያ ማልያ ዝዓቀበ ቢንያም ግርማይ ናብ 2ይ ደዪቡ፡ ፍሊፕሰን ተቐጺዑ
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ሻዱሻይ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ ተቐዳዳማይ ጋንታ ጃይኮ ኣልኡላ ዳይላን ግሮንወገን ቀዳማይ ክወጽእ እንከሎ ጃስፐር ፈሊፕሰን ካልኣይ ቢንያም ግርማይ ከኣ ሳልሳይ ወጺኦም'ኳ እንተነበሩ፡ ድሒሩ ብዝተገበረ ምጽራይ ጃስፐር ፈሊፕሰን ኣብ እዋን ቅጽበታዊ ውድድር ዘይንቡር ኣካይዳ ከይዱ ተባሂሉ...
ኤርትራ - ሰለስተ መንእሰያት ሓድሽ ኣገባብ መረዳድኢ ‘ቋንቋ ምድህሳስ” ኣማዕቢሎም
ኣስመራ —ተመስገን እያሱ፡ ዳንኤል ተኽለጊዮርጊስን ሮዳስ ተኽለን ዝተባህሉ፡ ኣብ ሳዋ ከም ኣማኸርቲ መምህራን ኮይኖም ኣብ ምስራሕ ዝርከቡ ናይ ስነ-ልቦና ምሁራት፡ ብተበግሶኦም ዘማዕበልዎ ‘ቋንቋ -ምድህሳስ’፡ ረቡዕ 28 ስነ ኣብ ኣስመራ፡ ኣዳራሽ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ንህዝቢ ኣላልዮም።
ህይወትናን ንብረትና ኣብ ሓደጋ’ዩ ዘሎ ክብሉ ኤርትራውያ ነበርቲ መዓስከር ኣለምዋጭ ገሊጾም
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ተዓቝቦም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ገሊጾም።
መጸዋዕታ መጽዩኒ'ሎ" ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዓሊ ሱሌማን
ዋሽንግተን —ኤርትራዊ ተጻዋታይ ጋንታ ከነማ ኢትዮጵያ ዝኾነ ዓሊ ሱሌማን ምስ GAIS ዝተባህለት ጋንታ ሽወደን ንኽጻወት ኣብ ውሽጣዊ ስምምዕ(ምርድዳእ) ከምዝበጽሐ ብምርግጋጽ፡ ብተወሳኺ "ካብ ግብጺ፡ ደቡብ ኣፍሪቃን ሞሮኮን እውን መጸዋዕታ መጺኡኒ ኣሎ። ነዚ ናይ ሽወደን ዕድመ ግን ኣቐዲመዮ ኣለኹ።" ክብል ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ...
ቱር ዲፍራንስ 2024፡ ቢንያም ግርማይ ሓድሽ ታሪኽ ኣመዝጊቡ
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ መድረኽ ቱር ዲፍራንስ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ብምውጻእ ንውልቑ፡ ንጋንታኡን ንሃገሩን ናይ መጀመርታ ናይ መደረኽ ዓወት ኣብ ቱር ዲፍራንስ ኣመዝጊቡ።
ንመትረብ እንግሊዝ ካብ ዝሰግሩ ስደተኛታት ክንደይ ዝኣኽሉ ዑቕባ ይረኽቡ?
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ስደተኛታት ብንኣሽቱ ጀላቡ ንመትረብ ኢንግሊዝ ንኸይሰግሩ ንምዕጋት፡ ገለ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጉግ ድሌት ኣለዎ።
ኢጣልያ፡ ስለምንታይ'ዮም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ተመሃሮ ትምህርቶም ንምዝዛም ዝጽገሙ ዘለው?
ጸብጻብ ዓለም ለኻዊ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም ዝሕብሮ፡ ብዙሓት ኣፍሪቃውያን ኣብ ጥልያን ናይ ትምህርቲ ዕድል ይረኽቡ።
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢጣልያን 'ቀጥታዊ ናይ ኣየር ርክብ' ንምጅማር ውጥን ከምዘሎ ተገሊጹ
ኤርትራን ኢጣልያን ኣብ ቀረባ እዋን ቀጥታዊ በረራታት ክጅምራ ምዃነን ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኤርትራ ጸብጺበን።
ንኤርትራዊት ዋዕሮ ክዝክራ ዋጋ ዝኸፈለት ንመሰላ ንክብራ ብፋሽሽታዊ ኢሰያሳዊ ጭፍራ ብጉጅለ ህግደፍ ተመንዚዑ ክብራ’’
ብንሕና ንሱ ብውሽጢ ብደገ ብህግደፋዊያን ሐመድ ከ ዕደ ወሊዳ መኺና ኤርትራዊት ኣደ ናብ ውግእ ተፈሪዱ ዘዝተወለደ’’