ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ንፍትሒ ብሓባር ደው ዝበሉሉ ዘሕዝን ፍጻመ ህንጻ ግረንፈል
ቅድሚ 7 ዓመት 72 ህይወት ኣብ ዝቐዘፈ ባርዕ ግረንፈል ታወር ለንደን እቶም ዝያዳ ዝተጐድኡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እዮም።
ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ
መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣህጉራዊ ጽልዋታት፣ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኤርትራ፤ ኢጎር ሞዝጎ ገሊጹ።
ቻምፕዮን ኤርትራ 2024፡ ኣፍካ ማይ ዘምዑግ ዓይንኻ ዘየኽድን ውድድር
ቻምፕዮን ኤርትራ 2024 ጽባሕ ሓሙስ ብናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር: ቀዳም 15 ሰነ ከኣ ብናይ ጽርግያ ውድድር ክካየድ’ዩ።
ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ኣጽዲቑ
ባይቶ ስዊዘርላንድ ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ዝዓለመ እማመ ደጊፉ ።
ቨርነር ሙንዚንገር፡ ኣብ ኤርትራ ዓቢ ጽልዋ ዝገደፈ ገድለኛ
ቀዳሞት መንእሰያት ሚስዮናውያን ካብ ሽወደን ኣብ ኤርትራ ብባጽዕ ኣቢሎም ምስ ኣተዉ፡ ቨርነር ሙንዚንገር ከም ዝተቐበሎም ሰነዳት ታሪኽ ይሕብሩ።
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንዝበዝሐ ብርኪ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ንምዕዳግ ዝነበሮ ውጥን ሰሪዙ
ካብ ሓምለ 2023 ኣትሒዙ፣ ኣገልግሎታት ደው ኣቢሉ ዝርከብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዳግም ንምብርባር መሻርኽቲ የናዲ ከምዘሎ ምስቲ ኩባንያ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ንራድዮ ኤረና...
ኤርትራ፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣገልግሎት ቪዛ ክህብ ምጅማሩ ለውጢ ይህልዎ ዶ?
ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ብ5 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ካብ ሰሉስ 14 ግንቦት 2024 ኣትሒዙ ስሩዕ ኣገልግሎት ቪዛ ክህብ ክጅምር ምዃኑ ገሊጹ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።
ናዕቢ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ ከቢድ ዕንወት ከምዘውረደ ተገምጊሙ
ብ17 ለካቲት 2024 ኣብ ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ኣብ መንጐ ተቓወምትን ደገፍትን መንግስቲ ኤርትራ ብዝተፈጥረ ናዕቢ ዝወረደ ዕንወት ልዕሊ 700 ሽሕ ዩሮ ከም ዝበጽሕ ተገሊጹ።
ኤርትራ ሕብረት ኣውሮጳ ዘንበረላ እገዳ ክናዋሕ ምውሳኑ ኰኒና
ኤርትራ፡ ሕብረት ኣውሮጳ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ንዘንበረላ እገዳ እንደገና ከናውሖ ምውሳኑ ብትሪ ኰኒና።ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳን፡ በልጂም፡ ነዘርላንድን ላክሰንበርግን፡ ኣብ ብራስለስ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ምንዋሕ ናይቲ እገዳታት "ዘይምኽኑይ ተጻብኦ ኣንጻር ኤርትራ'ዩ" ክብል...
ኤርትራ፡ ኢንዱስትሪያዊ ምዕባለኣ ካበይ ናበይ?
ኣብ ኤርትራ ኣብ 40’ታት፡ 50’ታት፡ 60’ታት ዝነበረ ህይወት፡ ብሓፈሻዊ መልክዓቱ ምስ ዝልካዕ፡ ምስዚ ሕጂ ሰፊኑ ዘሎ ህይወት ኣይመጣጠንን’ዩ ዝብሉ ብዙሓት ምሁራን ዜጋታት ኣለዉ።
ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ
ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣሚን ሃይለ ቢዘን፤ ናይ’ዚ ዓመት ብሉጽ ጸሓፋይ ተባሂሉ ካብ ማሕበር ጸሓፍቲ ኖርወይ ስልማት ተቐቢሉ።
ኤርትራ፡ 'ብዓይነቱ ፍሉይ' ማእሰርቲ ወንጌላውያን ኣመንቲ ይፍጸም ኣሎ
ሰብመዚ ጸጥታ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሰዓብቲ ናይተን ዝተኣገዳ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ከካይድዎ ዝጸንሑ ማእሰርቲ ይቕጽልዎ ከምዘለዉ ተሓለቕቲ ሓቢሮም። እቶም ኣብዚ ወርሒ'ዚ ኣብ ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓንሰባን...