Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ዑስማን ዓብዱልራሒም -- 60 ዓመታት ኣብ መድረኽ፣ መረዋሕ ድምጺ፡ ንስለ ፍቕሪ
ትግርኛ

ዑስማን ዓብዱልራሒም -- 60 ዓመታት ኣብ መድረኽ፣ መረዋሕ ድምጺ፡ ንስለ ፍቕሪ

ዋሽንግተን —ኣብ 1948 ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየን ዝተማህረን ዑስማን ካብ ብንእሽቶኡ እንከሎ ፍቕሪ ሙዚቃ ሓዲሩዎ።ዑስማን ዓብዱልራሒም ከም በዓል “ኣብ ከተማ ምጽዋዕ”፡ “ፍቕሪ ዕዉር ኣሚነ”፡ “ጸላም ብሮት ዘላት” “ዓቕሊ ጽበት”፡ “ኣብ ገዛና ዘለኹም”፡ “ክልእከክን ረጋቢት”፡ “ናይ ኣካል ቪታሚን” ወዘተ....

  • Sep 14
ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ መሰል ደገፍቱ ክሕሎ ዝጽውዕ ሰልማዊ ሰልፊ ኣካይዱ
ትግርኛ

ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ መሰል ደገፍቱ ክሕሎ ዝጽውዕ ሰልማዊ ሰልፊ ኣካይዱ

ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ደግፍቱ፡ ናይ ምእካብ፡ ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽን ካልእን መሰላቶም ክሕሎ ዝጽወዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ኣብቲ ሎሚ...

  • Sep 11
ኣብ ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
ትግርኛ

ኣብ ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ —ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ዝቖሰሉን ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ንድምፂ ኣመሪካ...

  • Sep 10
ሃገርና ኤርትራ ሓደ ካብ’ቶም ዓበይቲ ስነጥበባውያን ኸሲራ!!
ትግርኛ

ሃገርና ኤርትራ ሓደ ካብ’ቶም ዓበይቲ ስነጥበባውያን ኸሲራ!!

ህቡብ ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ዑስማን ዓብደልረሒም ብዕለት 07 መስከረም 2024 ዓም ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን ብሕማም ዓሪፉ። ዑስማን በዓል ሓዳርን ኣቦ 5 ውሉዳትን እዩ።

  • Sep 10
ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ
ትግርኛ

ገዲም በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ዓሪፉ

ህቡብ ኤርትራዊ ድምጻዊ ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ሰንበት 8 መስከረም ኣብ መበል 76 ዓመቱ ኣብ ሽወደን ከምዝዓረፈ፡ ኣዝማዱን ፈተውቱን ንቢቢሲ ሓቢሮም።ኣብ 1948 ኣብ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ዑስማን፡ ካብ ግዜ ንእስነቱ - ኣብ ፈለማ 60ታት ኣትሒዙ ኣብ ሙዚቃ ዓለም ዝኣተወን ካብቶም ኣብ 60ታት...

  • Sep 09
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
ትግርኛ

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

ባሕቲ መስከረም ታርኻዊት ዕለት፣ጽንብል መበል 63 ዓመት፣ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ብጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተን ሐርበኛታት ብጾቱን ብ61ባሕቲ መስከረም፣ ዝተጀመረ ብረታዊ ቃልሲ፣ድሕሪ 30 ዓመት ብረዚን መስዋእቲ (ብ91ምስ ተዛዘመ።

  • Sep 08
ቱርኪ ንኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ካብ ምጥራዝ ክትቁጠብ ኣምነስት ጸዊዑ
ትግርኛ

ቱርኪ ንኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ካብ ምጥራዝ ክትቁጠብ ኣምነስት ጸዊዑ

ተጣባቒ ሰብኣዊ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣማኢት ኤርትራውያን ብሓይሊ ካብ ቱርኪ ናብ ሃገሮም ናይ ምጥራዝ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ገሊጹ። ኣምነስት ኢንተርናሽናል ትማሊ ኣብ ትሕቲ “ሓደጋ ብሓይሊ ምምላስ ኣንጸላልይዎም ዘሎ ኤርትራውያን’ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ እቶም ኣብ ቱርኪ ዝርከቡ ኤርትራውያን...

  • Sep 07
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓያሎ ኤርትራውያን ሞይቶም
ትግርኛ

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓያሎ ኤርትራውያን ሞይቶም

ካብ ገማግም ባሕሪ ሰሜን ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብንእሽቶ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ 12 ሓተቲ ዑቕባ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ፖሊስ ዝሃቦ ዘሎ ሓበሬታ መብዛሕቶም...

  • Sep 07
ስዊዘርላንድ፣ 260ኤርትራውያን ንምስጓግ ትደፍኣሉ
ትግርኛ

ስዊዘርላንድ፣ 260ኤርትራውያን ንምስጓግ ትደፍኣሉ

ስዊዘርላንድ፣ ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዝነትጽጉ 260 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምስጓግ ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበብ ዜና ኢንፎ ማይግራንት ሓቢሩ። ፖለቲከኛታት ስዊዘርላንድ፣ ንምስጓግ እቶም...

  • Sep 02
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሳስ ዑደት መራኽብ ከተካይድ’ያ
ትግርኛ

ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሳስ ዑደት መራኽብ ከተካይድ’ያ

ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት፣ ተኽእሎ ወፍሪ ምግፋፍ ዓሳ ንምድህሃስ ዘኽእል ዑደት ጭፍራ መራኽብ ከተካይድ ምዃና ኣፍሊጣ። እተን ዳህሰስቲ ዕምቆት ባሕሪ፣ ክኢላታት ጥልቀትን ተመራመርቲን...

  • Sep 02
መገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ናይ ኤርትራ በረራኡ ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ
ትግርኛ

መገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ናይ ኤርትራ በረራኡ ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ካብን ናብን ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በርራ ካብ ጽባሕ ሰሉስ 3 መስከረም 2024 ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ። እቲ ሰኑይ 2 መስከረም ብመገዲ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ “መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ኣሸጋሪ ዕንቅፋታት ስራሕ ካብ...

  • Sep 02
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ዢንፒን ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተገሊጹ
ትግርኛ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ዢንፒን ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተገሊጹ

ፕረዚደት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ መዘናኡ ፕረዚደንት ሺ ዢንፒን ሎሚ ሰኑይ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ማዕከናት እታ ሃገር ኣቃሊሓን። ኣብቲ ርክብ ፕረዚደንት ሺ ክልተኣዊ ዝምድና ክልቲኣን ሃገራት ካብ ስትራተጂያዊ ዝምድና ናብ ነዊሕ ዝጠመተ ፖለቲካውን ሓድሕዳዊ ምትእምማን ዘለዎን፣ ከምኡ’ውን ናብ ግብራዊ ምትሕብባር ብምስግጋር...

  • Sep 02
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23

Page 19 of 33

Must Read

ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል
ሓድሕድ ባእሲ ኤርትራውያን ብዘሕዝን መልክዑ ይቕጽል
Secrets of the Red Sea: Eritrea’s Dahlak Archipelago
Secrets of the Red Sea: Eritrea’s Dahlak Archipelago
ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኤርትራን ኣፍደገ ባሕርን እንታይ'ዩ ኢሉ?
ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኤርትራን ኣፍደገ ባሕርን እንታይ'ዩ ኢሉ?
A new book in English titled: Echoes of Bravery: Martyr Mahmoud Ibrahim’s Enduring Legacy
A new book in English titled: Echoes of Bravery: Martyr Mahmoud Ibrahim’s Enduring Legacy
መቐለን ኣስመራን ዝርከብአን ከተማታት ብኸመይ ኣብ ኢጣልያ ኣስማት ጐደና ኰይነን?
መቐለን ኣስመራን ዝርከብአን ከተማታት ብኸመይ ኣብ ኢጣልያ ኣስማት ጐደና ኰይነን?
ዘገርም ዛንታ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ
ዘገርም ዛንታ ቀሺ ማርቆስ ግርማይ
ኣስመራ፡ ስምምዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ግብጺ፡ ሶማልያን ኤርትራን
ኣስመራ፡ ስምምዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ግብጺ፡ ሶማልያን ኤርትራን
ኬንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ደሃዮም ጠፊኡ
ኬንያ፡ ሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ደሃዮም ጠፊኡ
ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ወሲና
ኤርትራ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ወሲና
Tragedy at sea: 60 migrants feared dead in twin Libya shipwrecks
Tragedy at sea: 60 migrants feared dead in twin Libya shipwrecks
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo