Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኣስመራ፡ ፕረዚደንት ሶማልያ 'ወግዓዊ' ምብጻሕ ንምክያድ ኤርትራ ኣትዩ
ትግርኛ

ኣስመራ፡ ፕረዚደንት ሶማልያ 'ወግዓዊ' ምብጻሕ ንምክያድ ኤርትራ ኣትዩ

ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸክ ማሕሙድ "ወግዓዊ ምብጻሕ ስራሕ" ንምክያድ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣስመራ ኣትዩ።እቲ ብሰንኪ ጉዳይ ሶማሊላንድ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወጥርን ምትፍናንን ዝርከብ ሶማላዊ መራሒ ኣብ ኤርትራ ተደጋጋሚ ምብጻሕ ከካይድ ይርአ።ካብ 2018 ንድሓር ምስ ሞቓድሾ ወግዓዊ ዲፕሎማስያዊ ርክባት ዝጀመረት...

  • Oct 10
ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም
ትግርኛ

ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም

ኣዲስ ኣበባ —ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ወረዳ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይትን ብኻራን ተሃሪሞም ከምዝቖሰሉ ነበርቲ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም። ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል መብርሂ ዝሃበ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ...

  • Oct 10
ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ
ትግርኛ

ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ

ሐርበኛ የማነ ኣርኣያ ዓሪፍካዶ፣ ዓዲ ሰግዶ መርድእ በጺሑኩምዶ፣ ወየ ወየ ኣብ ስደት ዓሪፉ ንጋዶ፣   ቁምጣ ዓጢቑ ንነጻነት ኣንጊሁ ምስ ገስገሰ፣ ሐርበኛ መግዛእቲ...

  • Oct 05
‘ካብዚ ዓዲ ንኽንወጽእ ሓግዙና’ - ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሊባኖስ
ትግርኛ

‘ካብዚ ዓዲ ንኽንወጽእ ሓግዙና’ - ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሊባኖስ

ኣብ ሊባኖስ ብዝካየድ ዘሎ ግጭት፡ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡን ካብታ ሃገር ንኽወጽኡ ሓገዝ ከምዘድልዮምን ይገልጹ ኣለዉ።ዜጋታት ሊባኖስ ካብቲ ከባቢ እናወጽኡ እቶም ምስኣታቶም ዝሰርሑ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ግን ኣብቲ ከባቢ ክተርፉ...

  • Oct 05
ኤርትራዊያን ነበርቲ እስራኤል ኣብ ህልው ኩነታት እንታይ ይብሉ?
ትግርኛ

ኤርትራዊያን ነበርቲ እስራኤል ኣብ ህልው ኩነታት እንታይ ይብሉ?

ዋሽንግተን —ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ጎንፅን ውጥረትን ብፍላይ ከኣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተራእየ ምውንጫፍ ሚሳይላት ኢራን ናብ እስራኤልን ደብዳብ እስራኤል ኣብ ሊባኖስን ንኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብኸመይ ይጸልዎም ንዝብል ንኣባል ማሕበር ብሩህ ተስፋ ዝኾነ ብርሃነ ነጋሲ ኣዘራሪብናዮም...

  • Oct 05
ዝኽሪ ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ዓሰርተ ሓደ ዓመት
ትግርኛ

ዝኽሪ ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ዓሰርተ ሓደ ዓመት

ህዝቢ ዓለም፡ ቅድሚ 11 ዓመት፡ ልክዕ ከምዛ ሎም መዓልቲ - ሓሙስ 03 ጥቅምቲ 2013፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ 368 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓደጋ ጃልባ ከምዝሞቱ ተረዲኡ።

  • Oct 04
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ስለምንታይ’ያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ንደረጃኣ ዝምጥን ዓወት ምምዝጋብ ስኢና?
ትግርኛ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ስለምንታይ’ያ ኣብ ሻምፕዮን ዓለም ንደረጃኣ ዝምጥን ዓወት ምምዝጋብ ስኢና?

ኣብቲ ካብ 21 ክሳብ 29 መስከረም ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ መበል 91 ሻምፕዮና ዓለም ብኣሰልጠንቲ ሳምሶም ሰለሙንን ሙሴ ኣስሄልን እትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኣርባዕተ ምድባት’ያ ተወዳዲራ።

  • Oct 04
ኤርትራ፡ ብፊልም ‘ቬርሶ’ ዝሰዓበ ማእሰርቲ ሰራሕታን ምስጢራን እንታይ እዩ?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ብፊልም ‘ቬርሶ’ ዝሰዓበ ማእሰርቲ ሰራሕታን ምስጢራን እንታይ እዩ?

እዛ ኣብ ኤርትራ ቅድሚ ገለ ዓመታት ተሰሪሓ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ብመገዲ ቻነል ዩቱብ፡ ‘ኤሪ-ኦኣሲስ ኢንተርተይመንት’ ዝተዘርግሐት ፊልም ‘ቬርሶ’፡ ብፍላይ ኣብ ኤርትራዊ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዓሚቝ ክትዕ ፈጢራ ቀንያ ኣላ። እዛ...

  • Oct 03
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ
ትግርኛ

ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

ኣብ ኬንያ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም፣ ግና ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት፣ ፓስፖርቶም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ከረክቡ፣ ኮሚሽን ስደተኛታት እት ሃገር ጸዊዑ።

  • Oct 03
ግርም እባ ናብ ስልጣን ቅድድም፣ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብኢስ ኣየስረረንን
ትግርኛ

ግርም እባ ናብ ስልጣን ቅድድም፣ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብኢስ ኣየስረረንን

(ግርም እባ ናብ ስልጣን ቅድድም፣ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብኢስ ኣየስረረንን)ኣብ ስደት ናይ ኤርትራ ፕረስደንት መሳጋገሪ ግዝያዊ መንግስቲ፣ኣይበዝሔን ዶ ሐሸውየ እንዳደጋገምካ...

  • Oct 02
ኤርትራ፡ ‘ምዝዛም ቀዳማይ ገጽ ምምሕያሽ ጸዓት' እንታይ ዘጠቓለለ'ዩ?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ‘ምዝዛም ቀዳማይ ገጽ ምምሕያሽ ጸዓት' እንታይ ዘጠቓለለ'ዩ?

ኣብ ኤርትራ፡ ነቲ ኣመና ተዳኺሙ ዝጸንሐ ቀረብ ጸዓት ንምምሕያሽ ብመንግስቲ ኣብ 2021 ዝተጀመረ ምዃኑ ዝተገልጸ ፕሮጀክት፡ ቀዳማይ ገጹ ከምዝተዛዘመን ስራሕ ከም ዝጀመረን፡ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ኣቃሊሑ'ሎ።

  • Oct 02
ኤርትራ፡ ካቢነ ሚኒስተራት ኣኺልዎ ድዩ ፈሪሱ? ሓድሽ ወለዶ መሪሕነት ንምፍጣር’ከ ተስፋ ኣሎዶ?
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ካቢነ ሚኒስተራት ኣኺልዎ ድዩ ፈሪሱ? ሓድሽ ወለዶ መሪሕነት ንምፍጣር’ከ ተስፋ ኣሎዶ?

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ንመወዳእታ ግዜኡ ካብ ዝእከብ፡ ዝሓለፈ 28 መስከረም ሽዱሽተ ዓመት መሊኡ ኣሎ። ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ካቢነ ሚኒስተራት ኣበይ ኣተወ? ስለምንታይ’ዩ “ደስኪሉ”? ኣባላቱ ዝዀኑ ሚኒስተራትን ዝመርሕወን ሚኒስትሪታትን’ከ ኣብ ምንታይ ኵነታት ኣለው? ዝብሉ ሕቶታት ከልዕሉ ጸኒሖም ኣለዉ። ...

  • Oct 01
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21

Page 17 of 33

Must Read

Eritrea fares worst in the world in plastic waste management, shows Plastic Overshoot Day report
Eritrea fares worst in the world in plastic waste management, shows Plastic Overshoot Day report
ኤርትራ፡ ‘ምዝዛም ቀዳማይ ገጽ ምምሕያሽ ጸዓት' እንታይ ዘጠቓለለ'ዩ?
ኤርትራ፡ ‘ምዝዛም ቀዳማይ ገጽ ምምሕያሽ ጸዓት' እንታይ ዘጠቓለለ'ዩ?
Ethiopia, Eritrea, and Tigray are sleepwalking into war
Ethiopia, Eritrea, and Tigray are sleepwalking into war
ኤርትራ፡ መበል 6ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተመሪጾም
ኤርትራ፡ መበል 6ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተመሪጾም
መንግስቲ ኤርትራ ሰብመዚ ስዊዘርላንድ ንዝወሰድዎ ውሳነ ኰኒኑ
መንግስቲ ኤርትራ ሰብመዚ ስዊዘርላንድ ንዝወሰድዎ ውሳነ ኰኒኑ
 Ethiopia and Eritrea  (Part One)
Ethiopia and Eritrea (Part One)
مصرع ثمانية مهاجرين من بينهم إرتريين إثر حادثة غرق جديدة في محاولة العبور إلى بريطانيا
مصرع ثمانية مهاجرين من بينهم إرتريين إثر حادثة غرق جديدة في محاولة العبور إلى بريطانيا
ኣብ ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
ኣብ ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
About Blockk
ኣዘርባዣን፡ ቤተሰብ ኤርትራ ዝሓዘቶም ባሕረኛታት ተቓውሞ የካይዱ
ኣዘርባዣን፡ ቤተሰብ ኤርትራ ዝሓዘቶም ባሕረኛታት ተቓውሞ የካይዱ
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo