Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ምቅይያር ኪዳናት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ጽልዋታቱን ሳዕቤናቱን
ትግርኛ

ምቅይያር ኪዳናት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ጽልዋታቱን ሳዕቤናቱን

ኣብ መፋርቕ 2018፡ እቲ ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣስታት 20 ዓመት ጸኒዑ ዝነበረ “ኵነተ ኲናት”፡ ብኣኽብሮ ኣህጉራዊ ብይን ውሳነ ዶባት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ብዕርቀ ሰላም ተወዲኡ፡ ኣብቲ ዞባ ጩራ ሰላም ተዀሊዑ። እቲ ሰላም ሓሪምዎ ዝነበረ ኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት “ደጊም ይኣኽለና!” ክብል ነቲ...

  • Oct 24
መራሕቲ ኣፍሪቃ ስለምንታይ እዮም ኵነታት ጥዕናኦም ዝሓብኡ?
ትግርኛ

መራሕቲ ኣፍሪቃ ስለምንታይ እዮም ኵነታት ጥዕናኦም ዝሓብኡ?

ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ካብ 1982 ጀሚሩ ኣብ ስልጣን ይርከብ።ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ጥዕናዊ ኵነታት ክልተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያን ፕረዚደንት ማላዊ ላዛሩስ ቻክዌራን ኣዘራራቢ ጉዳይ ኰይኑ ቀንዩ ኣሎ። ብዘይካ'ዚ፡ ኵነታትን ሃለዋትን ናይቲ ንዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት...

  • Oct 23
ኤርትራ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራት ናብ ሶማል ልኢኻ
ትግርኛ

ኤርትራ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራት ናብ ሶማል ልኢኻ

ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝርከብኦም ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሶማል ከምዝኣተዋ ወትሃደራውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ልዕሊ 300 ዝግመቱ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ወደብ...

  • Oct 23
ኤርትራዊት ስደተኛ ብዝፈጸመቶ ገበን ተፈሪዳ
ትግርኛ

ኤርትራዊት ስደተኛ ብዝፈጸመቶ ገበን ተፈሪዳ

ፍዮሪ ከሰተ ዝተባህለት ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፡ ኣብ ሰሜን ኣየርላንድ ንሓንቲ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ድሕነተ ብኻራ ብምውጋኣ ማእሰርቲ ተፈሪዳ።ውሳነ ዝሃበ ዳኛ “ሕሱምን ዘስካሕክሕን” ክብል ነቲ ኵነታት ብምግላጽ “ንዓዳ ክትባረር ኣለዋ” እውን ኢሉ።ፍዮሪ፡ ኣቐዲሙ ኣብ ቤት ፍርዲ ዱንጋኖን ኣብ ዝቐረበትሉ እዋን ኣብ...

  • Oct 22
ንግብጽን ሱዳንን ዘቘጥዐ ሓድሽ 'ሕጊ' ፈለግ ኣባይ እንታይ እዩ? ኤርትራኸ ግደ ኣለዋ ዶ?
ትግርኛ

ንግብጽን ሱዳንን ዘቘጥዐ ሓድሽ 'ሕጊ' ፈለግ ኣባይ እንታይ እዩ? ኤርትራኸ ግደ ኣለዋ ዶ?

መስርሕ ምምዕባል መቓን ምትሕብባርን ኣጠቓቕማን ማይ ፈለግ ኣባይ ፡ ቅድሚ 27 ዓመት ኣብ 1997 ዓ.ም [ግ] እዩ ጀሚሩ። እቲ ኣስታት ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ዝወሰደ መስርሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሰንበት 3 ጥቅምቲ 2017 [ግ] ተዛዚሙ ኣብ ግብሪ ከውዕል ተኣዊጁ ኣሎ።ቀዳማይ ሚኒስተር...

  • Oct 18
ኤርትራ፡ ኣብ 100 ዓመተን 100 ውሉዳት ዝፈረያ ወላዲት ወይዘሮ ሓጉሽ ሃይለ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ኣብ 100 ዓመተን 100 ውሉዳት ዝፈረያ ወላዲት ወይዘሮ ሓጉሽ ሃይለ

እዘን ኣብ 101 ዓመተን ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈልያ፡ ናይ ዕድመን ውሉዳትን በዓልቲ ጸጋ ወላዲት፡ ወይዘሮ ሓጉሽ ሃይለ ይበሃላ። ኣደይ ሓጉሽ፡ ካብ እንዳ ከንቲባ ወልዳይ ዓዲ ሽም ምሕረት ድግሳ እየን። እዘን መልክዕን ቁመናን፣ ቁመትን ጉብዝናን፡ ልዕሊ ኵሉ ግን ሕልናን ልቦናን ዝተዓደላ ግርምቲ ኣደ፡ ኣብ...

  • Oct 17
ቢንያም ግርማይ፡ ንዝዓበየ ዓለማዊ ሽልማት ቅድድም ብሽክለታ 'ቬሎ ዲ ኦር' ተሓጽዩ
ትግርኛ

ቢንያም ግርማይ፡ ንዝዓበየ ዓለማዊ ሽልማት ቅድድም ብሽክለታ 'ቬሎ ዲ ኦር' ተሓጽዩ

ኣብ 2024 ኣዝዩ ድሙቕ ዓወታት ብምምዝጋብ ሓደስቲ ክብረ ወሰናት ዘመዝገበ ቢንያም ግርማይ ዓስራይ ርእሱ ንሽልማት ዝበለጸ ተቐዳዳማይ እዚ ዓመት ተሓጽዩ።ቢንያም ነዚ ሽልማት ክሕጸ ዝኸኣል ቀዳማይ ኣፍሪቃዊ’ዩ። እቲ ሽልማት ቬሎ ዲ ኦር ዝበሃል ኰይኑ ዓመታዊ...

  • Oct 17
ኣብ ኬንያ ድሙቕ ዓወታት ዝዓተረት ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤርትራ ኣስመራ ኣትያ
ትግርኛ

ኣብ ኬንያ ድሙቕ ዓወታት ዝዓተረት ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤርትራ ኣስመራ ኣትያ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ዝቐነየት ሃገራት ጋንታ ኤርትራ ሎሚ ናብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ኣትያ። እታ ድሙቕ ዓወታት ሓፊሳ ዝተመለሰት ደቂኣንስትዮ ዝርከቡዋ ጋንታ ናብ ሃገራ ኣብ ዝተመልሰትሉ ደገፍቲ ቅድድም ብሽክለታ ናብ ጎደና ብምስላፍ ድሙቕ ኣቀባብላ...

  • Oct 16
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነገሱሉ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ
ትግርኛ

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነገሱሉ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ

ኣብዚ ካብ 9 ክሳብ 13 ጥቅምቲ ኣብ ኬንያ ከተማ ኤልዶረትን ኢተንን ክካይድ ዝቐነየ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2024፡ ኤርትራ ኣብቲ ጸወታ 7 ወርቂ፡ 5 ብሩር 4 ነሓስ ብምርካብ ብድምር 16 መዳልያታት ብምውህላል ብብዝሒ መዳልያታት ቀዳመይቲ ብምዃን ነቲ ውድድር ዛዚማቶ።ደቡብ ኣፍሪቃ...

  • Oct 15
ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ
ትግርኛ

ፈላሚ ምብጻሕ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣል-ሲሲ ናብ ኤርትራ

ንፈለማ እዋን ናብ ኤርትራ ዝበጽሕ ዘሎ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ ሎሚ ንግሆ ኣስመራ ኣትዩ። ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኤል-ሲሲን ሚኒስተር ሃገራዊ ድሕነት ዝሓቖፈ ልኡኹን፤ ሓላፊ ካቢነ ሚኒስተራት ፕረዚደንት፤ ከምኡ’ውን፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሓቢሮም ተጓዒዞም...

  • Oct 11
ኣስመራ፡ ስምምዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ግብጺ፡ ሶማልያን ኤርትራን
ትግርኛ

ኣስመራ፡ ስምምዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ግብጺ፡ ሶማልያን ኤርትራን

መራሕቲ ኤርትራ፡ ግብጽን ሶማልያን ብሓሙስ 10 ጥቅምቲ ኣብዘካየድዎ ስሉሳዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሶማልያ፡ ሱዳንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ተዘራሪቦም።ኣብቲ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ንፈለማ እዋን ከም መራሒ ሃገር ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ግብጻዊ ፕረዚደንት ዓብደል-ፋታሕ ኣል-ሲሲ፡ ሶማላዊ መዘናኡ ሓሰን ሸኽ...

  • Oct 11
ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ቅርሲ ሃገራዊ ስነጥበብ ኤርትራ
ትግርኛ

ዑስማን ዓብደልረሒም፡ ቅርሲ ሃገራዊ ስነጥበብ ኤርትራ

በሃር ኤርትራዊ ስነጥበባዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኡ ኣብ ዝሓለፈ መስከረም ኣብ ሽወደን ከም ዝዓረፈ ዝዝከር እዩ።ዑስማን ኣብ ምዝማን ሙዚቃ ኤርትራ ዓቢ ተራ ካብ ዝተጻወቱ ፍቱዋት ድምጻውያን ሓደ እዩ። ኣብ 60ታት 70ታት፡ ማሕበራውን ሃገራውን ትሕዝቶ ዘለዎም ደርፍታቱ ኣብ ኵሉ...

  • Oct 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20

Page 16 of 33

Must Read

'ፈጣሪ ይመስገን'፡ ተላጊበን ዝተወልዳ ኤርትራውያን ማናቱ ብመጥባሕቲ ተፈላልየን
'ፈጣሪ ይመስገን'፡ ተላጊበን ዝተወልዳ ኤርትራውያን ማናቱ ብመጥባሕቲ ተፈላልየን
After 20 years, it’s time for Eritrea to release 2 pastors, other Christians
After 20 years, it’s time for Eritrea to release 2 pastors, other Christians
Áwet New York Introduces Made in Eritrea Capsule of Italian Linen Shirts
Áwet New York Introduces Made in Eritrea Capsule of Italian Linen Shirts
Italy government furious as court orders compensation for sea migrant
Italy government furious as court orders compensation for sea migrant
ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ
ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ክዛይድ ከምእትድግፍ፡ ኣምባሳደር ኢጎር ገሊጹ
ቅዋም ኤርትራ፡ ‘ንዘለናዮ መድረኽ ዘይበቅዕ ዝሞተ’ ዝተባህለ ስለምንታይ'ዩ? ቀንዲ ትሕዝቶኡ ኸ?
ቅዋም ኤርትራ፡ ‘ንዘለናዮ መድረኽ ዘይበቅዕ ዝሞተ’ ዝተባህለ ስለምንታይ'ዩ? ቀንዲ ትሕዝቶኡ ኸ?
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ኦሎምፒክ ፓሪስ፡ ዓይኒ ብዙሓት ስሒቦም ዘለዉ ሽዱሽተ ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት
ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ክተሐይል ከምእትደሊ ገሊጹ
ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ሃገሩ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ክተሐይል ከምእትደሊ ገሊጹ
ኤርትራ፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ ባጽዕ ኣትዩ
ኤርትራ፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ ባጽዕ ኣትዩ
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 18 ሽሕ ተማሃሮ፣ እቶም ኣስታት 75% ተሪፎም
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo