Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ናብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሓደ እዋን ዝበጽሑ መራሕቲ ሱዳን
ትግርኛ

ናብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሓደ እዋን ዝበጽሑ መራሕቲ ሱዳን

ኣቦመንበር ልኡላዊ መሰጋገሪ ቤትምኽሪ ሱዳን ሌ/ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ብምርካብ ተዘራሪቡ። ሚኒስተር ወጻኢ ሱዳን ብወገኑ፡ ኣብ ሓደ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ።

  • Nov 27
ሱዳን፡ ከም ምሩኻት ተታሒዞም ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣበይ ኣተዉ?
ትግርኛ

ሱዳን፡ ከም ምሩኻት ተታሒዞም ዝነበሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣበይ ኣተዉ?

ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ፡ ሓያለ መንእሰያት ካብ መኪና ጽዕነት እናወረዱ ክቕጥቀጡን ክጋፍዑን እንከለዉ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ስእሊ ኣብ ዝተፈላለየ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተዘርጊሑ ነይሩ። ነዚ ስዒቡ፡ ቢቢሲ ካብ ቤተሰብ ግዳያት ብዝረኸቦ ሓበሬታ እቶም ግዳያት፡ ብሓይልታት ሱዳን ከም ምሩኻት ዝተታሕዙ ልዕሊ 50...

  • Nov 26
ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ክወሃቦም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
ትግርኛ

ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ክወሃቦም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

እቶም ካብ ኤርትራ ብክልላት ዓፈርን ትግራይን ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዓለምለኻዊ ዕቝባን መሰረታዊ ድሌታትን ዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣብታ ሃገር ግቡእ ውሕስነት ክወሃቦም፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - ዩኤንኤችሲኣር ጸዊዑ።እቲ ኮሚሽን ሎሚ ረቡዕ 20 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ዋሕዚ...

  • Nov 21
ብሪጣንያ፡ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቝባ ዝቕመጥሉ ሆቴል ኣልዒልዎ ዘሎ ክትዕ እንታይ እዩ?
ትግርኛ

ብሪጣንያ፡ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቝባ ዝቕመጥሉ ሆቴል ኣልዒልዎ ዘሎ ክትዕ እንታይ እዩ?

ኣብ ከባቢ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ምምሕዳር ማንቸስተር ዓቢይ ዝርከብ፡ ኣብ ቀረባ ኣስታት 300 ሓተትቲ ዕቝባ ክነብርሉ ዝጀመሩ ሆቴል ዝቕመጡ ሰባት ነቲ ውሳነ ብምቅዋም ሕቶታት ከልዕሉ ጀሚሮም።ኣብዚ ክሬስታ ኮርት ዝተባህለ ሆቴል ዝነብሩ ዘለው ሓተትቲ ዕቝባ መብዛሕትኦም ካብ ኤርትራ ዝመጽኡ ከም ዝዀኑ...

  • Nov 19
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ናዕቢ ዝተኣስሩ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከፊሉ
ትግርኛ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ናዕቢ ዝተኣስሩ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር ከፊሉ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብቲ ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍቱን ብስም ምንቅስቓስ ‘ብርጌድ ንሓመዱ‘ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብተደጋጋሚ ዝተወልዐ ናዕቢን ጎነጽን ንዝተኣስሩ ሓያሎ ደገፍቱ ብዋሕስ ንምውጻእ፣ ልዕሊ 22 ሽሕ ዶላር...

  • Nov 19
ኤርትራ ዘውዲ ወይዘሪት ዩኒቨርስ - 73 ንምድፋእ ብስኒት ትደምቕ
ትግርኛ

ኤርትራ ዘውዲ ወይዘሪት ዩኒቨርስ - 73 ንምድፋእ ብስኒት ትደምቕ

ኤርትራ ፡ ንፈለማ እዋን ዘውዲ “ሚስ ዩኒቨርስ ንኽትደፍእ ብመንገዲ ዕውቲ ወይዘሪት "ሚስ ዩኒቨርስ ኤርትራ" ስኒት ሃብተኣብ ትወዳደር ኣላ። ወይዘሪት ዩኒቨርስ ብ1952 ዝጀመረ ዝለዓለ መድረኽ ውድድር ቁንጅና ዓለም እዩ። ኣብዚ ልዑል ዝናን ክብርን ዘለዎ ውድድር፡ ዓመታዊ ብውሑዱ ልዕሊ 100 ነንሃገረን...

  • Nov 16
ተሸላሚት 'ወይዘሪት ኣፍሪቃ ብሪጣንያ 2024' - ኤርትራዊት ዮርዳኖስ መንግስትኣብ
ትግርኛ

ተሸላሚት 'ወይዘሪት ኣፍሪቃ ብሪጣንያ 2024' - ኤርትራዊት ዮርዳኖስ መንግስትኣብ

ኤርትራ ብወይዘራዝራ ኣቢላ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ቁንጅና ዓለምና ክትሳተፍን ዓወት ከተመዝግብን ጸኒሓ ኣላ። ኣብ ውድድር ወይዘሪት ኣፍሪቃ ዓባይ ብሪጣንያ 'Miss Africa Great Britain 2024' እውን ብመንገዲ ጓል 20 ዓመት ዮርዳኖስ መንግስታኣብ ኣቢላ 2ND RUNNER UP ሽልማት ረኺባ እያ። እዚ ውድድር...

  • Nov 14
ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል
ትግርኛ

ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን፡ ብጹዑቕ ይቕጽል ኣሎ።ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ንራድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ንኤርትራውያን...

  • Nov 14
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ
ትግርኛ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ከምዝገለጸለን ተሓቢሩ።እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ዋና ጸሓፊ ስሙር ግንባር...

  • Nov 14
ኤርትራ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ሽልማት መሰል ተዓዊቱ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ንልዕሊ 23 ዓመታት ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ሽልማት መሰል ተዓዊቱ

ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይፍርዲን ንኵነታቱ ዝገልጽ ሓበሬታን ንልዕሊ 23 ዓመታት ተሓይሩ ዝርከብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ንናጽነት ምግላጽ ሓሳባት ብዝገበሮ ተወፋይነት፡ ሽልማት ሰብኣዊ መሰላት ሽወደን - “ኤደልስታም” ከምዝተዋህቦ ሽማግለታት እቲ ፋውንዴሽን ገሊጾም። ዳዊት፡ ኣባል ቦርድ ምስንዳእ...

  • Nov 13
ኤርትራ፡ ቅዱስ ሲኖዶስ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከምዝመደበ ኣፍሊጡ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ቅዱስ ሲኖዶስ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከምዝመደበ ኣፍሊጡ

ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤትክርስትያን ኤርትራ 6ይ ፓትሪያርክ ክሸይም ከም ዝመደበ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ብ 6 ጥቅምቲ 2024 ዝወጸ መግለጺ፡ ብመገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣቢሉ እውን ዝተዘርግሐ ኰይኑ፡ ቢቢሲ ነታ ቤተክርስትያን ቅርበት ዘለዎም ሰባት ተወኪሱ...

  • Nov 12
ንኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ ዘዘራርብ ዘሎ 'ናብ ርሕሚ ዝኣቱ እምኒ' እንታይ ንፈልጥ?
ትግርኛ

ንኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ ዘዘራርብ ዘሎ 'ናብ ርሕሚ ዝኣቱ እምኒ' እንታይ ንፈልጥ?

ኣብ ቀረባ ሰሙናት፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ‘ጃዴ ስቶንስ’ ወይ 'ዮኒ ኤግስ'ን ካልእን ብዛዕባ ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣእማን ተላዒሉ ዝቐነየ ልዑል ክትዓት ኣሎ። ገሊአን፡ ረብሓታት እዞም ኣእማን’ዮም ዝበላኦም ሳይንሳዊ ድርኺት ዘይብሎም ረብሓታት ብምርቋሕ፡ ንኣጠቓቕማኡ...

  • Nov 08
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18

Page 14 of 33

Must Read

ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
ብውሕዱ 65 ሬሳታት ስደተኛታት ኣብ ጃምላዊ መቓብር ሊብያ ከምዝተረኸቡ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ
Prison, punishment and pushbacks: From Eritrea to Libya to Italy
Prison, punishment and pushbacks: From Eritrea to Libya to Italy
نقل مبارتي إرتريا وأثيوبيا في تصفيات أمم افريقيا إلى جنوب السودان بدلا من أسمرا وأديس أبابا
نقل مبارتي إرتريا وأثيوبيا في تصفيات أمم افريقيا إلى جنوب السودان بدلا من أسمرا وأديس أبابا
Eritrea calls U.S. human rights report ‘slanderous ritual’
Eritrea calls U.S. human rights report ‘slanderous ritual’
Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
برقيد نحمدو- ظلال التاريخ، مخاض الانتماء وحقائق الواقع
برقيد نحمدو- ظلال التاريخ، مخاض الانتماء وحقائق الواقع
Eritreans now most common nationality of migrants crossing Channel
Eritreans now most common nationality of migrants crossing Channel
Eritrea’s Biniam Girmay becomes the first Black rider to win a Tour de France stage
Eritrea’s Biniam Girmay becomes the first Black rider to win a Tour de France stage
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?
Eritrea rejects former Ethiopia President accusations of ‘reigniting’ regional conflict
Eritrea rejects former Ethiopia President accusations of ‘reigniting’ regional conflict
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo