Blockk Blockk

Social media

Custom banner
Blockk Blockk Blockk Blockk
  • Home
  • ትግርኛ
  • English
  • عربي
  • Videos
  • Contact us
ኤርትራ፡ 'ዝወጽኡ ሓደስቲ መምርሒታት' ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥሩ
ትግርኛ

ኤርትራ፡ 'ዝወጽኡ ሓደስቲ መምርሒታት' ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥሩ

ኣብ ኤርትራ ንደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ካብ ሃገር ከይወጽኡ ዝድርት "ተወሳኺ መምርሒታት" ብምውጽኡ፡ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ከም ዝፈጠረ ዝተፈላለዩ ምንጪታት ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ብዘይካ'ዚ፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝተባህለ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኤርትራ ንዅለን ምምሕዳራት ዞባ፡...

  • Feb 23
ዙር ርዋንዳ 2025፡ ታሪኹን ተዳልዩ ዘሎ ሽልማትን
ትግርኛ

ዙር ርዋንዳ 2025፡ ታሪኹን ተዳልዩ ዘሎ ሽልማትን

ኣብቲ ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት ዝካየድ መበል 17 ዙር ርዋንዳ ትሽዓተ ኤርትራውያንን ሸሞንተ ኢትዮጵያውያንን ክተሳተፉ'ዮም። ብሓፈሻ ከኣ ኣብ 15 ጋንታታት ዝተጠርነፉ 75 ተቐዳደምቲ ክወዳደሩ'ዮም። ብኣሰልጣኒ ሳምሶም ሰለሙን እትእለ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ነቲ ንሰለስተ ግዜ ቻምፕዮን...

  • Feb 23
ኤርትራ ንሙላቱ ተሾመን 'ምትዂታዂ ኢትዮጵያን' ዝሃበቶ ተሪር ግብረመልሲ
ትግርኛ

ኤርትራ ንሙላቱ ተሾመን 'ምትዂታዂ ኢትዮጵያን' ዝሃበቶ ተሪር ግብረመልሲ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኤርትራ ገሊጻ። ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ንምውላዕ ትዳሎ ከም ዘላን ክትግታእ ከምዝግባኣን'ዩ እቲ ኢትዮጵያዊ ብዓል ስልጣን ብሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ዝኸስስ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣብ...

  • Feb 20
ዘይደቀሰ ጉዳይ ሞት ኤርትራዊ ስደተኛ ሄኖክ ዛይድ
ትግርኛ

ዘይደቀሰ ጉዳይ ሞት ኤርትራዊ ስደተኛ ሄኖክ ዛይድ

ቤት-ፍርዲ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ብ12 ነሓሰ 2021 ኣብ ከተማ ኮቨንትሪ ኣብ ዝርከብ ትካል ጥዕና ኣእምሮ፡ ባዕሉ ህይወቱ ከም ዘጥፍአ ዝተገልጸ ሄኖክ ዛይድ ገብረስላሴ ንኣማውታኡ ዝምልከት መርትዖታት ሰሚዑ። ቅድሚ ሞቱ - ቅድሚ ሓያሎ መዓልታት - ካብቲ ማእከል ጥዕና ኣብ ዝሃደመሉ እዋን ካራ ሒዙ...

  • Feb 20
ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ?
ትግርኛ

ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ?

ዋሽንግተን —ካብ 2013 ክሳብ 2018 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኰይኑ ዘገልገለ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ብ17 ለካቲት ኣብ ናይ እንግሊዘኛ መርበብ ሓበሬታ ኣልጃዚራ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመጽእ ግጭት ምውጋድ፡ ውሳነ ዝውሰደሉ ግዜ’ዩ፡” ክብል ጽሒፉ። ጽሑፍ ዶክተር ሙላቱ፡ “ጎረቤት ሃገር ኤርትራ ምስ ገለ ወገን...

  • Feb 20
ኤርትራ ንሙላቱ ተሾመን 'ምትዂታዂ ኢትዮጵያን' ዝሃበቶ ተሪር ግብረመልሲ
ትግርኛ

ኤርትራ ንሙላቱ ተሾመን 'ምትዂታዂ ኢትዮጵያን' ዝሃበቶ ተሪር ግብረመልሲ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኤርትራ ገሊጻ። ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ንምውላዕ ትዳሎ ከም ዘላን ክትግታእ ከምዝግባኣን'ዩ እቲ ኢትዮጵያዊ ብዓል ስልጣን ብሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ዝኸስስ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ሎሚ ሰሉስ ኣብ...

  • Feb 19
'ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኲናት ክትወልዕ ትሓስብ ኣላ' - ፕረዚደንት ነበር ሙላቱ ተሾመ
ትግርኛ

'ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኲናት ክትወልዕ ትሓስብ ኣላ' - ፕረዚደንት ነበር ሙላቱ ተሾመ

ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኲናት ንምውላዕ ትዳሎ ከምዘላ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ከሲሱ። "ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካልእ ግጭት ንምውጋድ ስጕምቲ ምውሳድ ግዚኡ ሕጂ'ዩ" ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ብስሙ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ ኣስመራ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገሩ ኢዳ...

  • Feb 18
ፓርላማ እስራኤል 'ንስርዓት ሃገሮም' ዝድግፉ ስደተኛታት ንምስጓግ ዘቕረቦ እማመ
ትግርኛ

ፓርላማ እስራኤል 'ንስርዓት ሃገሮም' ዝድግፉ ስደተኛታት ንምስጓግ ዘቕረቦ እማመ

ፓርላማ እስራኤል ንሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ሓድሽ እማመ ኣቕሪቡ። እቲ 'ክነሰት' ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፓርላማ ኣበጊስዎ ዘሎ ሓሳብ ነቶም "ንስርዓት ሃገሮም" ዝድግፉ ሓተትቲ ዑቕባ ንምጥራዝ ዝዓለመ'ዩ። እቲ ብኣባል የማናዊ ሰልፊ ዪስራኤል ቤትኑ ዝኾነት ዩሊያ ማሊኖቭስክን ካልኦት ኣባላት...

  • Feb 14
ደረጃ ብልሽውና 2024፡ ኤርትራ ንኣርባዕተ ሃገራት ጥራሕ ቀዲማ፡ ኢትዮጵያኸ?
ትግርኛ

ደረጃ ብልሽውና 2024፡ ኤርትራ ንኣርባዕተ ሃገራት ጥራሕ ቀዲማ፡ ኢትዮጵያኸ?

ደረጃ ብልሽውና ሃገራት ዝዕቅን 'ኮራፕሽን ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል' ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ ዓመተ 2024 ደረጃ ሃገራት፡ ግዕዝይና ኣብ መላእ ዓለም 'ሓደገኛ ዕንቅፋት' ኰይኑ ከም ዘሎ ገሊጹ። ኣብቲ ጸብጻብ፡ ኢትዮጵያ ካብ 180 ሃገራት 37 ነጥቢ ብምምዝጋብ መበል 99 ኣብ ዝተሰርዓትሉ፡...

  • Feb 13
ብዛዕባ እታ ኣብ ሽወደን ዝተቐትለት ኤርትራዊት ኣደ እንታይ ንፈልጥ?
ትግርኛ

ብዛዕባ እታ ኣብ ሽወደን ዝተቐትለት ኤርትራዊት ኣደ እንታይ ንፈልጥ?

ኣብ ሽወደን ከተማ ኦረቡሮ ብሰሉስ 4 ለካቲት፡ ሪቻርድ ኣንደሽን ዝተባሃለ ወዲ 35 ዓመት መንስሰይ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዝፈጸሞ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብታ ሃገር ከቢድ ስንባደ ምፍጣሩ ይዝከር። በቲ መጥቃዕቲ 10 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፡ ፈጻሚ እቲ ገበን'ውን ከምዝተቐተለ ኣብ እዋኑ ተሓቢሩ...

  • Feb 12
ኣኼባ ኣብ ኢትዮጵያን መልእኽቱን ምስፋሕ በቃለሲ ቦታ
ትግርኛ

ኣኼባ ኣብ ኢትዮጵያን መልእኽቱን ምስፋሕ በቃለሲ ቦታ

  • Feb 11
ኤርትራ፡ ክንዮ ፈንቅል ዝነበረ ባህጊን ትጽቢትን
ትግርኛ

ኤርትራ፡ ክንዮ ፈንቅል ዝነበረ ባህጊን ትጽቢትን

እዚ ሰሙን ቅንያት፡ መበል 35 ዓመት ጽንብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል እዩ። እዚ እዋን ከኣ እቲ ንሓርነት ሰምሃርን ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕን ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋን ኣብቲ ዓውደ ውግእ ዝተራእየ 'ቈራጽነትን ጀግንነትን ኤርትራውያን ተቓለስቲ'፡ ብደርፍን ሙዚቃን ድራማን ትልሂትን ክግለጽ ቀንዩ'ሎ። ኣብ ተሌቪዥን...

  • Feb 11
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13

Page 9 of 33

Must Read

ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?
ምጥቃም ክሊ ኣየር ኤርትራ እንታይ ይብል?
ICE reveals more about Awet Hagos, the man arrested in NC after standoff with police
ICE reveals more about Awet Hagos, the man arrested in NC after standoff with police
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቀዳማይ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ኰይኑ
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ቀዳማይ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያ ቱር ዲ ፍራንስ ኰይኑ
ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
ኤርትራ ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝፈረመቶ ስምምዕ፡ ንጸገም ኤለክትሪክ ይፈትሖዶ?
Eritrean trucker in 18-vehicle Texas crash that killed 5 sees bond reduced to just $7,000
Eritrean trucker in 18-vehicle Texas crash that killed 5 sees bond reduced to just $7,000
ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ምስጓጕ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ሻቕሎቱ ገሊጹ
ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ምስጓጕ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ሻቕሎቱ ገሊጹ
Eritrean human rights advocate Helen Berhane targeted with threats by YouTuber granted asylum in Canada
Eritrean human rights advocate Helen Berhane targeted with threats by YouTuber granted asylum in Canada
Liberty English –Language Organ of the Eritrean People ’s Democratic Party - EPDP
Liberty English –Language Organ of the Eritrean People ’s Democratic Party - EPDP
Missing in action: How Eritrean football was deflated at home and abroad
Missing in action: How Eritrean football was deflated at home and abroad
An African gulag so ghastly that inmates risk death to escape
An African gulag so ghastly that inmates risk death to escape
Copyright © 2025 jeberti.com. All Rights Reserved.
Joomla! is Free Software released under the GNU General Public License.

logo