ኣዘርባዣን፡ ቤተሰብ ኤርትራ ዝሓዘቶም ባሕረኛታት ተቓውሞ የካይዱ
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዘለዉ ኣዘርባዣናውያን ባሕረኛታት ክፍትሑ ቤተሰቦም ጸዊዖም። መንግስታዊ ትካል ፕረስ ኣዘርባዣን ከምዝበሎ፡ ስድራቤት ናይቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ትሕቲ ኤርትራ ከምዘለዉ ዝንገረሎም ባሕረኛታት ብዛዕባ ኩነታቶም ርጡብ ሓበሬታ ክወሃቦም ንምጥላብ'ዮም ኣብ ርእሰከተማ ባኩ ተቓውሞኦም ኣስሚዖም። ኣብ ፈለማ ወርሒ...
ኣስመራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ዛዚሙ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከካይድ ዝቐነየ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደቱ ወዲኡ ከም ዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ ኣምባሳደር ሲልቨይን ኣስቴር ምስ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብምርኻብ ተዘራሪቡ ነይሩ።ምብጻሕ ናይቲ...
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል ካላኣይ ክፋል
ብህዝቢ ኤርትራ ላግጺ ያኣክል ኤርትራዊ መንእሰይ ንርስቱ ንሪሙ ይካላኸል ኣሎ እንዳ ከፈለ ደሙ፣ ዓሻ በጊዕ ምስ ቶኹላ ዕርክነት ንኢትዮጵያዊያን ኤሊት ኣሚንካስ ጉራ...
ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ግዳይ ዝዀኑሉ 'ባርዕ ግረንፈል' ሕጂ ኸ ንምንታይ የካትዕ ኣሎ?
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሓደ ካብቶም ዝኸፍኡ ሓደጋታት፡ እቲ ኣብ ሰነ 2017 ኣብ ምዕራብ ለንደን ዘጋጠመን ንግረንፈል ታወር ዘዕነወን ባርዕ ይጥቀስ፤ እቲ ሓደጋ 72 ህይወት ዝቐዘፈ እዩ። ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እቶም ዝያዳ ዝተጐድኡ ማሕበረሰባት ከምዝነበሩ ዝዝከር ኰይኑ፡ ካብ ክልቲኡ...
ኣስመራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ
ፍሉይ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ ኣምባሳደር ሲልቨይን ኣስቴር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብምርኻብ ተዘራሪቡ'ሎ። ...
ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራ ንዝተነጽጕ ዜጋታታ ምቕባል ብምእባያ ሓገዝ ከተቋርጽ ወሲና
ስዊዘርላንድ፡ ብሰንኪ'ቲ ምስ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሓተትቲ ዕቝባ ስደተኛታት ዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ፡ ነታ ሃገር እትገብሮ ዝነበረት 'ልምዓታዊ ሓገዝ' ክቋረጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ስዊዘርላንድ፡ እቶም ብዝተፈላለየ...
ኣባል ኤምባሲ ሊብያ ኣብ ኤርትራ 160 ሽሕ ዶላር ብምጥፍፋእ ተቐይዱ
ኣባል ኤምባሲ ሊብያ ኣብ ኤርትራ፣ 160 ሽሕ ዶላር ብምጥፍፋእ። ብ16 ጥሪ፣ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ንቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር...
ሊብያ፣ ተጨውዮም፣ ነፈሲ ወከፎም 10 ሽሕ ዶላር ክኸፍሉ ክሕተቱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓራ ወጺኦም
ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ብደላሎን ኣሰጋገቲ ደቂሰብን ተታሒዞም ዝጸንሑ፣ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 263 ስደተኛታት ሓራ ከምዘውጽኡ ኣፍሊጦም።እቶም ኣል ዋሓት ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ቁሸት ኣጅኻራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ ዜጋታት...
ሕጕሳት ህዝቢ ዘለወን 10 ብሉጻት ሃገራት፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን'ከ?
ጋሉፕ ዎርልድ ፖል፡ ዓመታዊ ብመሰረት ኣብ ዝተፈላለዩ መዳያት ዝእክቦም መረዳእታታት፡ ኣብ ዓለምና እተን ሕጕሳት ነበርቲ ዘለወን ሃገራት ብዓል መን ከም ዝዀና ይግምግም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ታሕሳስ'ውን ናይ 2024 ጸብጻብ ሓጐስ ዓለም (World Happiness Report) ወጺኡ ነይሩ። ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ...
ታሪኽ ተቓውሞታት ኣብ ኤርትራ
ኣብ ኤርትራ: ካብቲ "መንግስታዊ መስመር" ዝተፈለየ ሓሳብ ምስማዕ ወይ ተቓውሞ ምግላጽ ክልኩል እዩ። ይዅን እምበር ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብርክት ዝበሉ ተቓውሞታት ተኻይዶም'ዮም። ገለ ካብኡ ብኣድማ ተጋደልቲ ዝፍለጥ፡ ተቓውሞ 20 ግንቦት 1993፣ ተቓውሞ ስንኩላን ኲናት - ሓምለ 1994፡ ሕቶ ለውጢ ጕጅለ 15...
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ይኽሰሳ
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምብራቕ ኣፍሪቃን ዝርከቡ መንግስታት፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ሰብአዊ ግህሰት ከም ዝፍጽሙ፡ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስዎች ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ልሳን ነቐፍቶም ንምዕባስ ከም ኣጽዋር መጥቃዕቲ ይጥቀሙ ከም ዘለዉ ሓቢሩ። ሂዩማን...
ብሪጣንያ፡ ብፈተነ ቅትለት ኤርትራዊ ገበነኛ ዝዀነ ደጋፊ ሂትለር ንሕልፈት ተፈሪዱ
ንዋሕዚ ስደተኛታት ዝቃወም ሕሉፍ የማናዊ ዓሌተኛ ብፈተነ ቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዕቝባ ንዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱ። ወዲ 32 ዓመት ካለም አሊሲስ ፓርስሎው፡ ናብ ሓደ ስደተኛታት ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ ሆቴል ብምእታው ንናሆም ሓጐስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣብ ኣፍልቡን ኢዱን ብኻራ ድሕሪ ምውግኡ'ዩ...